Author: amanuel
![ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/bankisudan.jpg)
ሱዳን፣ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ተኣጊደን
Radio Erena: 11 June 2020
ኣብ ሱዳን ዝርከባ ሓያሎ ናይ ብሕቲ ትካላት ሸርፍን ሓዋላን፣ ገንዘበን ከየንቀሳቕሳ ዝእግድ ኣዋጅ ወጺኡ።
እቲ ብኮሚቴ ምምላስ ዝተጠፋፍአ ሃብቲ ሃገር ብ9 ሰነ ዝወጸ ኣዋጅ፣ ኣብ ሱዳን ብ [...]
![ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Fouad-Yousouf2.jpg)
ጂቡቲ፣ “ናብ ኤርትራ ክኸድዕ ሓሲቡ” ዝብል ክሲ ተመስሪትሉ ዘሎ ፓይሎት ንኽፍታሕ ዝጽውዕ ዝተኻየደ ሰልፊ ኣስታት 200 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 11 June 2020
ኣብ 20 ሚያዝያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሲሩ ብግዴታ ናብ ጂቡቲ ዝመለሶ፣ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ክፍታሕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ተኻይዱ።
ኣብቲ ኣባላት ስድራቤቱ፣ ግዱሳ [...]
![“ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ” “ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Angelina.jpg)
“ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ገሊጻ”
Radio Erena: 11 June 2020
ደቡብ ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝምድና ንኢትዮጵያ ዝምልከት ጉዳይ ከምዘይኮነ ንሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኣንጀሊና ቴኒ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ካብ ጁባ ሓቢረን።
እታ ሚኒስተር ኣብ [...]
![ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል? ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Police.png)
ድሕሪ ቅትለት ፍሎይድ፣ ህዝብታት ኣብ ልዕሊ ፖሊስ ዘለዎም ኣጠማምታ እንታይ ይመስል?
Radio Erena: 10 June 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ዘለዎም ኣተሓሕዛ ከመይ ትግምግምዎ?
ዜጋታት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ፖሊስን ኣኽበርቲ ጸጥታን ዘለዎም ኣጠማምታ ኸ?
ድሕሪ [...]
![“ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል “ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Somali-FM.png)
“ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ትግህስ ብምህላዋ፣ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና።” ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ሶማል
Radio Erena: 10 June 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሉኣላውነት ሶማል ምግሃስ ትቕጽሎ ስለዘላ ስጉምቲ ክንወስድ ክንግደድ ኢና ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሰ ዓዋድ ኣጠንቂቑ።
እቲ ሚኒስተር ምስ [...]
![ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Daniela-Kravetz.png)
ካብ 15 ሰነ ክሳብ 3 ሓምለ ዝካየድ፣ መበል 44 ስሩዕ ዋዕላ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ክዝቲ’ዩ
Radio Erena: 09 June 2020
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ወይ special rapporteur ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ዕማሙ ከና [...]
![ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Yemeni-minister-of-Fisheries.png)
ኤርትራ ኣሲራቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 09 June 2020
ኤርትራ፣ ሒዛቶም ዘላ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ክትፈትሕ ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር፣ ፋሃድ ካፋየን ደጊሙ ጸዊዑ።
እቲ ሚኒስተር ብተወሳኺ፣ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ [...]
![የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Yemen-clash.png)
የመን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ብኢማራትን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ምክያዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 June 2020
ኣብ ደቡባዊ ዞባ ኣብያን፣ ንእትርከብ ከተማ ጃዓር ንምቑጽጻር፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ የመንን ብሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኤርትራን ዝድገፉ ሚሊሻን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ዜና የ [...]
![ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Sudan-irrigation-Minister.png)
ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝሓትት ደብዳቤ ናብ ባይቶ ጸጥታ ልኢኻ
Radio Erena: 09 June 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ስምምዕ ከይተበጽሐ፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ካብ ናይል ማይ ምምላእ ከይትጅምር ዝምሕጸን ደብዳቤ፣ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
[...]
![ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/florence.jpg)
ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃ ቀቲላቶ
Radio Erena: 08 June 2020
ሰራዊት ፈረንሳ፣ ንሓላፊ ኣልቓዒዳ ሰሜን ኣፍሪቃ፣ ዓብደልማሊክ ድሩክደል፣ ኣብ ማሊ ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር ምክልኻል ፈረንሳ፣ ፍሎረንስ ፓርልይ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ እቲ ንሓያሎ ዓ [...]