Author: amanuel

1 444 445 446 447 448 538 4460 / 5373
ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 March 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክትሃንጾ ዝወጠነ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተሰረዘ ማዕከን ዜና ጋሮወ ሓቢሩ። እቲ ካብ 2017 ኣትሒዙ ክህነጽ ዝጀመረ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

Radio Erena: 09 March 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፈተነ ቅትለይ ከምዝተኻየደሉ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ፣ ሎሚ 9 መጋቢት ናብ ቤት ጽሕፈቱ እ [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰንበት 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ [...]
ሊኵድ ቴሌኮም፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎታት ቴሌፍንን ኢንተርነትን ከውፍር ይሕልን

ሊኵድ ቴሌኮም፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎታት ቴሌፍንን ኢንተርነትን ከውፍር ይሕልን

Radio Erena: 09 March 2020 ሊኵድ ቴሌኮም ዝተባህለ ኩባንያ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎታት ቴሌፍንን ኢንተርነትን ከውፍር ከምዝደሊ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ወናኒ ኢኮነት ግሎባል ዝተባህለ ኩባንያ ዝኾነ፣ ለንደ [...]
ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ በሺር መሓመድ ቆርጋብ ዝተባህለ ሓደ ካብ ወትሃደራውያን መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ኣብ 22 ለካቲ [...]
ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም

ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም

Radio Erena: 08 March 2020 ዝተፈላለዩ ኣካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብከመይ ክሰርሑ ከምዘለዎም ዝዝቲ ዋዕላ ከካዪዱ እዮም። እቲ ንዕለት 9ን 10 ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣብ [...]
መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ  ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

Radio Erena: 08 March 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ተኣሳሲሩ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ። ሚድል ኢስት ሞኒቶር [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 March 2020 መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ስልጣን ተመቓሪሖም ሓድሽ መንግስቲ ንምምስራት ኣብ ዝዳለዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብታ ሃገር ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሰበስልጣናት ደቡብ ሱዳን፣ ስልጣኖ [...]

اكتشاف ست حالات اصابة بفيروس كورونا في اسمرا

اذاعة ارينا الدولية الاخبار الخميس 5 مارس 2020 كشفت السلطات الصحية في اسمرا بأن ست حالات اصابة بفيروس كورونا تم اكتشافها في البلاد. وهؤلاء المصابين ه [...]
ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም

ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም

Radio Erena: 05 March 2020 ኣስመራ፣ 6 ኢጣልያውያን መማህራን ሓደ ቆልዓን ብሰንኪ ስግኣት ኮሮና ቫይረስ ተወሺቦም ምህላዎም ተሓቢሩ። እቲ ቆልዓ ወዱ ንሓደ ካብቶም መማህራን ናይታ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት [...]
1 444 445 446 447 448 538 4460 / 5373