Author: amanuel
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 08 May 2020
ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን ዞባ ዓበይቲ ቀላያትን ብዝወረደ ሓያል ዝናብ ኣስታት 300 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብን ዝፈጠሮ ዕልቅልቕን ኣብ ኬን [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ዳርፉር፣ ብቀቢላዊ ግጭት 30 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 May 2020
ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር፣ ኣብ መንጎ ኣዕራብ ሚሊሻን ናይ ዓረብ መበቆል ዘይብሎም ወገናትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ [...]
منظمات حقوقية دولية تطالب بتمديد فترة عمل مقررة حقوق الانسان لإرتريا
اذاعة إرينا الدولية الأخبار الخميس 7 مايو 2020
طالبت اربعة وعشرون منظمة وجمعية حقوق انسان عالمية مجلس حقوق الانسان في جنيف بتمديد عمل المقررة الخاصة [...]
24 ተጣበቕቲ መሰላት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ጸብጻብ ከቕርብ ንዝመዘዞ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ ጸዊዐን
Radio Erena: 07 May 2020
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እናተኸታተለ ጸብጻብ ከቕርብ ዝመዘዞ ፍሉይ ኣካል ዕማሙ ክናዋሕ፣ 24 ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ደቂሰብ ሓቲተን።
[...]
ኤርትራ፣ መጠን ሸርፊ ዶላር ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ናብ ዝተሓተ ወሪዱ
Radio Erena: 07 May 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ፣ 100 ዶላር ኣስታት 1350 ናቕፋ ይሽረፍ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ብኣንጻር እዚ፣ ኣብ ባንክታት ኤርትራ፣ ሓደ ሚእቲ ዶላር 1500 ናቕፋ ክ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 20 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ለጊሳ
Radio Erena: 07 May 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣስታት 20 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ዝተፈላለየ ናውቲ ሕክምና ንሱዳን ከምዝለገሰት ማዕከን ዜና ኸሊዥ ታይምስ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ፣ ኣካል'ቲ ሕቡራት ኢማራት ዝሓለፈ [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ” HRW
Radio Erena: 07 May 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ መሰል ሓሳብ ብናጻ ምግላጽ ይጥሕስ ከምዘሎ ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ መሰላት፣ ብ6 ግንቦት ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጽነት ፕረስ ንነዊሕ ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ
Radio Erena: 06 May 2020
ኤርትራ፣ ብምጉዕጻጽ ናጻ ፕረስ ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሓዘቶ ሕማቕ ስም ዓቒባ።
እዛ ብሓደ ሰብ ዝምራሕ ስርዓተ መንግስቲ ዘለዋ ሃገር፣ ናጻ ፕረስ ብምጉዕጻጽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ልዕሊ 16 [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ምስግጋር ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ንኽህልዎ ኣጸዲቑ
Radio Erena: 06 May 2020
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናብ ዘይተፈልጠ እዋን ንዝተሰጋገረ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ድጋፍ ቅዋም እታ ሃገር ክህልዎ ንዝብል ሓሳብ ኣጽዲቕዎ።
እቲ [...]
ሶማል፣ ናውቲ ሕክምና ዝጸዓነት ነፋሪት ብምውዳቃ ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 06 May 2020
ኣብ ሶማል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝጸዓነተ ዝተገልጸት ነፋሪት ወዲቃ ብምሕምሻሻ፣ ኣብራሪ፣ ተሓጋጋዚኡን ካልኦት ኣርባዕተ ሰባትን ከምዝሞቱን ፈደራላዊ መን [...]