Author: amanuel
![ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/kingsalman.jpg)
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ካብ ሆስፒታል ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣካይዱ
Radio Erena: 23 July 2020
ንጉስ ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብ ሪያድ ካብ ዝርከብ ሆስፒታል ንጉስ ፈይሰል ኮይኑ፣ ኣኼባ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘካየደ ተሓቢሩ።
እቲ ወዲ 84 ዓመት ንጉስ፣ መርመራ ረኽሲ [...]
![እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Habtom.png)
እስራኤል፣ ብቅትለት ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ዝተኸሰሱ ክልተ እስራኤላውያን ናጻ ተባሂሎም
Radio Erena: 22 July 2020
ኣብ እስራኤል፣ ብቅትለት ሃብቶም ዝተባህለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ክልተ እስራኤላውያን፣ ናጻ ተባሂሎም።
ቤት ፍርዲ እታ ሃገር፣ ነቶም ኣብ 2015፣ ኣብ ከተማ ባር [...]
![ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Capture.jpg)
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር’ያ
Radio Erena: 22 July 2020
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ከተዋፍር'ያ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ብጀነራል ሓፍታር ዝምራሕ ሓይሊ ንምድጋፍ ሰራዊታ ናብ ምዕራባዊ ሊብያ ክትልእኽ ምዃና ዝግለጽ ዘሎ፣ ፓርላማ እታ ሃገር ደገ [...]
![ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/General-Filipos-in-Sudan.png)
ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መደያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ
Radio Erena: 21 July 2020
ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ወትሃደራውያን ጸጥታውን መዳያት ንምትሕግጋዝ ዘኽእለን ዘተ የካይዳ ከምዘለዋ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፊሊጵፕስ ወልደዮ [...]
![ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Eritrean-Geneve-COVID.jpg)
ጀኔቫ፡ ብስም ምምካት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተጻዒኑ ዘሎ ናይ መነባብሮ ጸገማት ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 21 July 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ዝወጸ ምንቅስቓስ ህዝቢ ዝድርት ኣዋጅ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ ናይ መነባብሮ ጸገማት ፈጢሩ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረብክ ዝጽውዕ [...]
![ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልኻል ኣካይዳ ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልኻል ኣካይዳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Egypt-National-defence-council.png)
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልኻል ኣካይዳ
Radio Erena: 21 July 2020
ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ሊብያን ዘተኮረ ዘተ ሃገራዊ ምኽሪ ምክልካል ምክያዳ ኣፍሊጣ።
እቲ ብፕረዚደንት ዓብደል ፈታሕ ኣል ሲሲ ተመሪሑ፣ ሚኒስተር ምክልኻል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታ [...]
![ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/Uganda-SSudan-refugees.png)
ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ
Radio Erena: 21 July 2020
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኡጋንዳ፣ ዞባ ኦቦንጊ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተዓቝቦም ዘለዉ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን፣ ብዘካየድዎ ናይ ዓሌት ግጭት ብውሕዱ 3 ክቕተሉ እንከለዉ ሽዱሽተ ድማ ከምዝቖሰ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/tigray.jpg)
ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ
Radio Erena: 20 July 2020
ዞባ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእሎ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ።
ባይቶ ናይቲ ዞባ፣ ብዕለት 16 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ኮሚሽን ምርጫ ብሓሙሽተ ኣባላት ቦ [...]
![ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/sudan-2.jpg)
ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ
Radio Erena: 20 July 2020
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ስርዓት እታ ሃገር ነቐፌታ ዝጽሕፉ ጋዜጠኛታትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ክሲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቤት ጽሕፈት እቲ ሰራዊት ብቀዳም 18 ሓም [...]
![ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/07/zimbabwe.jpg)
ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል
Radio Erena: 20 July 2020
መንግስቲ ዚምባብወ፣ ንምውሻብ ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝጥሕሱ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ክቕጽል ምዃኑ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል’ቲ መንግስቲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ ‘ [...]