Author: amanuel

1 429 430 431 432 433 563 4310 / 5624
ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ስዑዲ፣ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 250 የመናውያን፣ ኣብ ጂቡቲ ጠንጢንዎም

ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ስዑዲ፣ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ 250 የመናውያን፣ ኣብ ጂቡቲ ጠንጢንዎም

Radio Erena: 10 August 2020 ናይ መጓዓዝያ ነፋርሪት፣ መንገዲ ኣየር ኣል ሳይፍ ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጂቡቲ ክወርዱ ዘገደደቶም 250 የመናውያን ተጓዓዝቲ፣ ናብ ዓዶም ክፋነወ ሓገዝ ይሓቱ ከምዘለዉ [...]
ሞቛዲሹ፣ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራት ተቐቲሎም

ሞቛዲሹ፣ ብርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራት ተቐቲሎም

Radio Erena: 10 August 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዲሹ፣ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 8 ወትሃደራዊ መግግስቲ ተቐቲሎም። በቲ ብ8 ነሓሰ፣ ወጋሕታ ዝተፈጸመ [...]
‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን

‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን

Radio Erena: 09 August 2020 መንግስቲ ኤርትራ ብምኽንያት ውሸባ ኣንጻር ኮቪድ 19፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ናይ ጥሜት መርበብ ኣጻዊዱ ብምባል ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን [...]
ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ

Radio Erena: 09 August 2020 ሩስያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ሚስጢራውያን ሰነዳት ኣመልኪቶም። ‘ቢልድ’ ሓደ ካብ ህቡባት ማዕከናት ዜና ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ [...]
ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ

ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 09 August 2020 ሱዳን ካብ ጸሊም መዝገብ መወልቲ ሽበራውያን ሓይልታት ትወጻሉ መንገዲ ብዝምልከት ዘተ ተኻዪዱ። ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ማይክ ፓምፐዮ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ዝገበሮ ናይ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ነሓሰ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ነሓሰ 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=i-slmKH69gs&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1&fbclid=IwAR11DxcV42akfuEdwkE2xdPKFi4HlD5khFb55 [...]
ግብጺን ሱዳንን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ሓቲተን

ግብጺን ሱዳንን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ሓቲተን

Radio Erena: 07 August 2020 ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት፣ ብሕብረት ኣፍርቃ ተማእኪሉ ምስ ኢትዮጵያ ዝጀመርኦ ዘተ ደው ክብል ሓቲተን። እዘን ሃገራት እቲ ዘተ ደው [...]
ኬንያ፣ ምስ ኮሮነ ቫይረስ ዝመሳሰል ሕማም፣ ልዕሊ 200 ኣግማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ

ኬንያ፣ ምስ ኮሮነ ቫይረስ ዝመሳሰል ሕማም፣ ልዕሊ 200 ኣግማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 August 2020 ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ፣ ዞባ ማርሳቢት፣ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣማኢት ኣግማል ዝቐተለ ሕማም ምስ ኮረና ቫይረስ ምምስሳል ከምዘለዎ ሰበ መዚ ጥዕና እታ ሃገር ገሊጾም። ሰብ መዚ [...]
ለንደን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰም ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ለንደን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰም ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 07 August 2020 ኣብ ለንደን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰምን ወረ ኵናትን ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ን [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 06 ሓምለ 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ሓሙስ 06 ሓምለ 2020 ፈነወና

https://www.youtube.com/watch?v=H6l3comp2_g&feature=emb_title [...]
1 429 430 431 432 433 563 4310 / 5624