Author: amanuel
![ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Turkey-Somalia.png)
ቱርኪ፣ 12 ድሩዓት መኪና ንሰራዊት ሶማል ብሓገዝ ሂባ
Radio Erena: 31 August 2020
ቱርኪ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ንምሕያል 12 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ።
ቱርኪ ንሶማል እትገብሮ ደገፍ ክቕጽል ምዃኑ ዘረጋገጸ ኣብ ሞቛድሾ ዝመደበሩ ኣምባሳደር ቱርኪ፣ እተን ድ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Nile-meeting.png)
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘካየድኦ ዘተ ሕጂ’ውን ብዘይፍረ ተበቲኑ
Radio Erena: 31 August 2020
ኢትዮጵያ፣ ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድስን ብዝምልከት ዘካየድኦ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ።
እቲ ብ28 ነሓሰ፣ ዝተኻየደ ዘተ፣ ሰለስቲኤን ሃገ [...]
![እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/uaeisra.jpg)
እስራኤልን ኢማራትን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ወሽመጥ ዓደንን ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 30 August 2020
እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምስ ወሽመጥ ዓደን ዘዋስነን ሃገራት ዝስልይ መዓስከር ክሃንጻ ከምዝተሰማምዓ ዘ ኔሽን ኣመልኪቱ።
ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝ [...]
![27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ 27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/strandedship.jpg)
27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ
Radio Erena: 30 August 2020
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ፣ ካብ ሰበስልጣን ማልታ ፍቓድ ስለዘይተዋህባ፣ ኣብ ባሕሪ ካብ እትዕሸግ ሰለስተ ሳምንታት ኣቑጺራ ከምዘላ ንጉዳይ ስደተኛታት ዝከታተሉ [...]
ኢትዮጵያ፣ ካብ ሕ.መ.ኣ. ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ደስኪሉ
Radio Erena: 30 August 2020
ምምሕዳር ትራምፕ ንኢትዮጵያ ዝለገሶ ልምዓታዊ ሓገዝ ከደስክሎ ምዃኑ፣ መጽሔት ዝምድናታት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣመልኪቱ።
ቀንዲ ዕላማ ምድስካል ናይዚ 130 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ፣ ኢትዮጵያ ን [...]
![ኣስመራ፣ ገንዘብ ዝተሓወለሎም ኣማኢት ሰባት፣ መዓልታዊ ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ሂምቦል ይከላበቱ ኣስመራ፣ ገንዘብ ዝተሓወለሎም ኣማኢት ሰባት፣ መዓልታዊ ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ሂምቦል ይከላበቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Himbol.png)
ኣስመራ፣ ገንዘብ ዝተሓወለሎም ኣማኢት ሰባት፣ መዓልታዊ ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣብ ዝርከብ ጨንፈር ሂምቦል ይከላበቱ
Radio Erena: 28 August 2020
ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ድሕሪ ዝተኣወጀ ምዕጻው ምንቅስቓስ ሰባትን ትካላትን፣ ንኹሉ'ቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ናብ ኤርትራ ዝካየድ ዝነበረ ሸርፍን ሓዋላን ብሒቱ ዝርከብ ናይ ህግደፍ [...]
![ነበርቲ ከሰላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ ነበርቲ ከሰላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Kessela-protest2.png)
ነበርቲ ከሰላ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ
Radio Erena: 28 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ ብሰንኪ ቀቢላዊ ግጭታት ዝተኣወጀ ሰዓታት እቶ እቶ ብምጥሓስ፣ ህዝቢ ንሲቪላዊ ምምሕዳር ዘለዎ ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰላምዊ ሰልፊ ኣካይዱ።
እቲ [...]
![ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Shebab-Mohamed.png)
ሶማል፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሰሊሙ
Radio Erena: 28 August 2020
ሓደ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ኣልሸባብ ምዃኑ ዝተገልጸ፣ መሓመድ ዓብዲ ሓሰን፣ ናብ ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ኢዱ ሂቡ።
እቲ ኣብ ክሊ ዕድመ መፋርቕ 30ታት ዝርከብ ኣባል ኣልሸባብ፣ [...]
![ከሰላ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ቆሲሎም ከሰላ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ቆሲሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/Kassala-clash.png)
ከሰላ፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቀቲሉ ኣስታት 20 ድማ ቆሲሎም
Radio Erena: 27 August 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ ብ25 ነሓሰ ኣብ ዝተጎሃሃረ ሓድሽ ግጭት ብውሕዱ ሓደ ሰብ ክቕተል እንከሎ ኣስታት 20 ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ።
እቲ ግጭት፣ ደገፍቲ ናይቲ ካብ [...]
![ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/08/africapolio.jpg)
ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ኮይና ተባሂላ
Radio Erena: 27 August 2020
ኣፍሪቃ፣ ካብ ፖልዮ ናጻ ምዃና ተገሊጹ።
እዛ ኣህጉር፣ ን10ታት ዓመታት፣ ንህጽናት ስግኣት ስንክልና ክይኑ ዝጸንሐ፣ 'ፖልዮ' እናተባህለ ዝግለጽ ዋይልድ ፖልዮ ቫይረስ ናጻ ምዃና ናይ [...]