Author: amanuel

1 416 417 418 419 420 538 4180 / 5373
ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ

ዚምባብዌ፣ ዋጋታት ነዳዲ ብ150% ይውስኽ

Radio Erena: 26 June 2020 ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ዝሕመስ ኣብ እትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ መንግስቲ ንዋጋታት ነዳዲ ናይ 150% ወሰኽ ክገብረሉ ምዃኑ ኣፍሊጡ። መንግስቲ፣ ኣብቲ ብሮቡዕ 24 ሰነ ዘውጽኦ ኣዋጅ [...]
ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

ኢትዮጵያ፣ 4.4 ሚልዮን ህጻናትን ኣዴታትን ረድኤት መኣዛዊ መግብታት ክወሃቦም ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 26 June 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግብታት ንዝተጠቕዑ ኣስታት 4.4 ሚልዮን ሰባት ንምርዳእ ምስ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራትን ውድብ መግብን ሕርሻን ስምምዕ ተኸቲሙ። [...]
ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ

ንከቢድ ናብራ ሊብያ፣ ብስነ ጥበብ ዝብድህ ዘሎ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ

Radio Erena: 25 June 2020 ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምስጋር፣ ካብ ዶባት ኤርትራ ጀሚርካ ክሳብ ማእከላይ ባሕሪ ዘሎ በዳሂ ጉዕዞ ስደት፣ ሓደ ዓቢ ክፋል ዛንታ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራውያን ኮይኑ ተመዝጊቡ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወላ መጥቃዕቲ ከምዘበርዓነት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 June 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ዓስኪሩ ካብ ዝርከብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተፈንወሉ መጥቃዕቲ ከምዘምከነ ኣፍሊጡ። እቲ ሰራዊት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ገዳርፍ ኣብ ዝርከ [...]
ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም

ኣባላት ሰራዊት ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 25 June 2020 ኣባላት ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ደሞዝና ኣይተኸፈልናን ብዝብል፣ ኣድማ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ 10ታት ኣባላት ሰራዊት፣ ናብ ቤት [...]

وساطة اثيوبية تؤدي إلى اطلاق سراح بحارة اتراك كانوا محتجزين في ارتريا

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الاربعاء 24 يونيو 2020 أكدت مصادر دبلوماسية لإذاعة إرينا بأن الخارجية الاثيوبية نجحت في التوسط في اطلاق سراح ثلاثة بحارة [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ስምምዕ ናይል ንኢትዮጵያ ከገድዳ እንተዘይክኢሉ፣ ግብጺ ናይ በይና ኣማራጺ ከምዝህልዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 24 June 2020 ኢትዮጵያን፣ ግብጺን ሱዳንን ኣብ ኣጠቓቕማ ናይልን፣ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ማይ ዘዕቑረሉ ኣገባብን ብመንገዲ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓ እንተዘይክኢለን፣ ግብ [...]
ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ

ሑቲ ናይ የመን ናብ ርእሰ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ገሊጹ

Radio Erena: 24 June 2020 ሑቲ፣ ብሚሳይላትን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲን፣ ኣብ ከተማ ሪያድ መጥቃዕቲ ከምዝፈነወ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። ኣብ የመን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሚዛን ወኒኑ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብቲ ትማ [...]
ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ መዓስከር ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 June 2020 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከት ቱርኪ ኣብ ዝተካየደ መጥቃዕቲ፣ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከር ቱርኪ ንመጀመርያ እዋኑ ዝተኻ [...]
ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተታሒዞም ዝጸንሑ 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 23 June 2020 ኤርትራ፣ ካብ 2 ሰነ፣ ሒዛቶም ዝጸንሐት 35 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ከምዘፋነወቶም መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም የመናውያን ብ19 ሰነ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነ [...]
1 416 417 418 419 420 538 4180 / 5373