Author: amanuel

ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ፣ ብሃንደበት ሓሚሙ ድሕሪ ምውዳቑ፣ ብኡ ንብኡ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኬንያ ሓቢረን።
ኣምባሳደር ማይክል ንያንግ፣ ስድራቤቱ ክበጽሕ ንኬንያ ኣብ ዝ [...]

ኢትዮጵያ ካብ ኤምባሲ ሕ.መ.ኣ. መብርሂ ትሓትት
Radio Erena: 25 October 2020
ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ንዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝሃቦ ቃል ወግዓዊ መብርሂ ሓቲታ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ኣዲስ [...]

“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ
Radio Erena: 21 October 2020
ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ከምእትኽእል፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ንምምስራት ዝምድና እስራኤልን ሱዳንን ብዝምልከት ምስ መራሕቲ [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 23 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=nQwbZj-ZAm0&feature=emb_title
[...]

ላዕለዋይ ልኡኽ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 22 October 2020
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ሱዳን ምስጢራዊ ዑደት ከምዘካየደ ምንጭታት ዜና ካብ ዮርሳሌም ሓቢረን።
ብመሰረት እተን ምንጭታት ዘቕርብዎ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ቅድሚ'ቲ ኣመ [...]

ከሰላ፣ ናይ ሳልስቲ ሰዓታ እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ውዒሉ
Radio Erena: 22 October 2020
ኣብ ከሰላ ንሳልስቲ ዝጸንሐ ሰዓታት እቶ እቶ ድሕሪ ምልዓሉ፣ ምትእኽኻብ ይኹን ፖስተራትን ኣሳእልን ምዝርጋሕ ከምኡ ድማ ምንፋስ ወረ ዝኽልክል ሓደሽ ኣዋጅ ወጺኡ።
እቲ ምትእኽኻብ፣ ብ [...]

ብምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ እትንቀፍ ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ደቂንስትዮ ተእንግድ ኣላ
Radio Erena: 22 October 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ዋዕላ ደቂንስትዮ ተእንግድ ኣላ።
እዚ ካብ 21 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ብመንገዲ ናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ ዝካየድ ዘሎ፣ Women 20 ወይ (W20) ዝተ [...]

دعوى قضائية ضد مسئولين ارتريين بخصوص الصحفي المعتقل داويت اساق
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الخميس 22 اكتوبر 2020
في تصريح لإذاعة إرينا قال السيد الياس إساق أخ الصحفي المعتقل في ارتريا منذ 19 عاما داويت اسا [...]

ሽወደን፣ ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 21 October 2020
ኣብ ሽወደን፣ ብዛዕባ ሃለዋት ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተምስሪቱ።
እቲ ሎሚ 21 ጥቅምቲ ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰበ ስልጣን መንግ [...]

ሶማል፣ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓድሽ መንግስቲ ኣቝሙ
Radio Erena: 21 October 2020
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ መሓመድ ሓሰን ሮብለ፣ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ኣቝሙ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ካብ ዝረቖሖም 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራቱ፣ እቶም 15 ኣቐዲሞም [...]