Author: amanuel
ንምምላእ ማይ፣ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብጽን ይቕጽል
Radio Erena: 01 November 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ግብጽን፣ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘተ፣ ናብ ተመሳሳሊ ዕጹው ማዕጾ የብጽሕ ኣሎ ክብል ከቕርቦ ድሕሪ ዝጸንሐ ክሲ፣ እቲ ዘተ ብሓድሽ ኣቀራርባ ክጅምር ጸዊዑ።
ወግዓዊ ል [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 30 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=0X9zJGRtrqU&feature=emb_title [...]

ሶማል፣ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ተቐቲሎም
Radio Erena: 30 October 2020
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት እናተንቀስቐሱ፣ ከም ናይ ፖልዮ ዝኣመሰለ ክተባት ቆልዑ ክህቡ ዝጽንሑ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ከምዝተቀትሉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ።
ሰራሕተኛታቱ ብ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ኣፍደገ ቤተ ክርስትያን ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቃዕቲ 3 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 October 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ ክርስትያን፣ ኣብ ኣፍደጊኡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ካራ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ ሓያሎ ድማ ቆሲሎም።
መንግስቲ፣ ሓለ [...]

ኔርዘላንድስ፣ ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ብምቕጻሉ ስጉምታት ክትወስድ ከምዝተገደደት ገሊጻ
Radio Erena: 29 October 2020
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኔዘርላንድስ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝጸንሐ ሰራሕተኛ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ካብ 28 ጥቅምቲ ኣትሒዙ፣ ካብ ስርሑ ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ።
እ [...]

ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ኣብ ቁጽጽር ንምውታው ይሰርሕ ከምዘሎ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ
Radio Erena: 29 October 2020
ዕስለ ኣንበጣ ኤርትራ ኣብ ትርከበን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት ኣትሒዙ፣ ኣብ ልሙዕ መሬት ከቢድ ጉድኣት ከውርድ ጸኒሑ'ዩ።
ዕስለ ኣንበጣ፣ ብክራማት ተ [...]

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብዝተተኽለ ተንሳፋፊ ነታጕ፣ ነዳዲ ዝጸዐነት መርከብ ዓንያ
Radio Erena: 29 October 2020
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ገማግም የመን፣ ብዝተተኽለ ተንሳፋፊ ነታጕ፣ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ከምዝዓነወት ምንጭታት ማሪታይም ኣቃሊዖም።
እታ MV Syra ዝተባህለት፣ ባንዴራ ማልታ እተንበል [...]

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ንዳግማይ ምዕጻው ትዳሎ ኣላ
Radio Erena: 28 October 2020
ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዳግማይ ምዕጻው ክትእውጅ ትዳሎ ኣላ።
እታ ሃገር፣ ካብ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዛ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ምዕጻው ኣዊጃ ድሕሪ ም [...]

ህንዲ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ 270 ሜትሪክ ቶን ናይ እኽሊ ረዲኤት ልኢኻ
Radio Erena: 28 October 2020
ህንዲ፣ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዘሎ ናይ መግቢ ቅልውላው ንምሕጋዝ ዝውዕል'ዩ ዝበለቶ ናይ 270 ሜትሪክ ቶን ረዲኤት ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ።
እቲ ብመርከብ ሓይሊ ባሕሪ ተላ [...]

ቻይና፣ ኤርትራ እትርከበን ብሃገራት ምዕራብ ዝተገለላ 26 ሃገራት ብምጥባቕ፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ትምጉት ምህላዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 October 2020
ኣመሪካን ሃገራት ምዕራብን ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሃገራት ዝገብርኦ ዘለዋ ጸቕጢ፣ ቻይና ኣብ ባይቲ ጸጥታ ብዘለዋ ቀዋሚ መንበር ተቓውሞታት ተስምዕ ከምዘላ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን [...]