Author: amanuel

قرار الحظر الصحي الجديد في ارتريا يثير قلقا شعبيا واسعا
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 28 ديسمبر 2020
أثار قرار مد الحظر الصحي والذي يمتد منذ تسعة أشهر وحتى الآن ابتداء من الثاني والعشرين من الشه [...]

ኤርትራ፣ ተወሳኺ መምርሒ ምዕጻው፣ ተወሳኺ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: 28 December 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናብ ኣስጋኢ ደረጃ ዓሪጉ ብምባል ዝጸንዐ ምዕጻው ክናዋሕ ኣብ ጽባሕ ልደት ፈረንጂ ዘሕለፎ መምርሒ፣ ኣብ ዜጋታት ተወሳኺ ሻቕሎት ፈጢሩ። [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓያሎ ክልላት ብዝቕጽል ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 28 December 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ቤንሻንጉል ጉምዝን ደቡብን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 370 ሰባት ተቐቲሎም።
ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ኣ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ምእላይ ሕሙማት ዝሰርሑ ወጻእተኛታት፣ ብእኩብ ዜግነት ክትህቦም ወሲና
Radio Erena: 28 December 2020
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ምእላይ ሕሙማት ዝሰርሑ ወጻእተኛታት፣ ብእኩብ ዜግነት ክህቦም ወሲኑ።
እዞም ኣብ ሆስፒታላት፣ መእለይዩ ኣረጋውያንን ካልእ ማእከላት ጥዕናን ክሰርሑ ዝጸንሑ፣ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል
Radio Erena: 27 December 2020
ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ብኣባላት ጸጥታ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንነቶም ዘይተፈጡ ዕጡቓትን፣ ዝወርዶም ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል [...]

ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ፣ ‘ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ’
Radio Erena: 27 December 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ነቲ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ጎንጺ፣ ገለ ሰላም ዘይደለዩ ሓይልታት የጎሃህሩዎ ኣለዉ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰራዊት ኣብቲ ዶብ ይኣኻኽብ ከምዘሎ ምንጭ [...]

ጂቡቲ፣ ንኬንያን ሶማልን ክትዓርቕ ጻዕርታት ተካይድ
Radio Erena: 27 December 2020
ጂቡቲ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ወጥሪ ንምሽምጋል ልኡኽ ከምዝሰደደት ኣፍሊጣ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጂቡቲ፣ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እቲ ዝተላእ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዞባ ኮንሶ ኣብ ዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 66 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena; 25 December 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ደቡብ፣ ዞባ ኮንሶ፣ ኣብ ዝተጎሃሃሀር ናይ ብሄር ግጭት ብውሕዱ 66 ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 39 ድማ ከምዝቖሰሉን ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
[...]

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ ዶብ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ
Radio Erena: 25 December 2020
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብጉዳይ እቲ ናብ ግጭት ኣምሪሑ ዘሎ ዶባት ኣል ፋሺጋ ብዝምልከት ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ።
እቲ ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ዘተ፣ ብዘይፍረ ዝተበተ [...]