Author: amanuel

መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ክበጽሕን ጋዜጠኛታት ክኣትዉ ክፈቅድን ጸዊዖም
Radio Erena: 04 February 2021
መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዛት ክበጽሕን ጋዜጠኛታት ብዛዕባ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት ጸብጻባት ንምቕራብ ክኣቱ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ ልዕሊ 69 ሽሕ ቆልዑ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ዩኒሴፍ ገሊጹ
Radio Erena: 04 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመተ 2020፣ ብዓጸቦ ዝተጠቕዑ 69,300 ቆልዑ፣ ሓገዝ ከምዝተገብረሎም ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሰፍ ገሊጹ።
ካብቶም ኣብ ኤርትራ ሓገዝ ዝተገብ [...]

ሱዳናውያን ነበርቲ ኣብ ዶብ ዝርከብ ከባቢ ባሲንዳ፣ ብሚሊሻ ኢትዮጵያ ንዝፍጸም ዘሎ ምጭዋይ ዝኹንን ተቓውሞ ኣካይዶም
Radio Erena: 04 February 2021
ኣብ ሱዳን፣ ምብራቓዊ ዞባ ገዳርፍ፣ ነበርቲ ከባቢ ባሲንዳ፣ ኣንጻር እቲ ብሚሊሻ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ዝበልዎ ምጭዋይ ነጋዶ ዝኾኑ ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝቐንዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየዱ ሱ [...]

مفوض المفوضية العليا لشئون اللاجئين يؤكد اختفاء عشرين الف لاجئ ارتري من معسكر ماي عيني
اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الاربعاء 3 فبراير 2021
أكد السيد فليبو غراندي مفوض المفوضية العليا لشئون اللاجئين بأن عشرين الف لاجئ ارتري اختفوا من م [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 30 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ተቐቲሎም
Radio Erena: 03 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝውላዕ ዘሎ ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት ፖሊስ ክልል ዓፈርን ተወላዶ ሶማሊ ዒሳን ብዝተኻየደ ናይ ቶኽሲ [...]

ግብጽን ፈረንሳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ
Radio Erena: 03 February 2021
ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ።
እዚ ብሓይሊ ኣየር ተዓብሊሉ፣ ኣብ ምምእራር ውትሃደራዊ ሓበሬታን መጥቃዕቲ ፍሉይ ዒላማታ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ሰጕጓ
Radio Erena: 03 February 2021
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ከምዝሰጎጎት ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገሊጹ።
እቶም ልዕሊ 120,825 ኣብ 2019 ዝተ [...]
عين راصدة: تبعات التواجد العسكري في تيغراي
فتحي عثمان
في اقوى تصريح لها طالبت الإدارة الامريكية الجديدة للرئيس جو بايدن بسحب فوري للقوات الارترية من تيغراي وسط اتهامات بمطاردات وارتكاب أعمال س [...]

Opinion: Our Soldiers across the Border
Radio Erena: 02 February 2021
US administration in a strongly worded statement ‘pressed’ Eritrean officials to immediately withdraw forces from [...]

ኣብ ትግራይ፣ ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 02 February 2021
ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝርከባ መዓስከራት ኣስታት 20 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ሃለዋቶም ክፍለጥ ከምዘይክኣለ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ [...]