Author: amanuel

ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ካይሮ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 16 February 2021
ኤርትራ፣ ብዓብላልነት እትዕወተሉ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣህጉር ኣፍሪቃ ካብ 2 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ክካየድ'ዩ።
ኣብዚ ካብ 2 ክሳብ 6 መጋቢት ዝካየድ [...]

ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ዝፍጸም ዘሎ ጾታዊ ዓመጽ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 16 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጸም ከምዘሎ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወግዒ ድሕሪ ምእማኑ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ቁጠዐ ፈጢሩ።
ድሕ [...]

“ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባት ሱዳን ብምጥሓስ ተጻብኦታት ይቕጽል ኣሎ።” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን
Radio Erena: 16 February 2021
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ዶባት ሱዳን ብምጥሓስ ተጻብኦታት ይቕጽል ከምዘሎ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ብ15 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣጠንቂቑ።
እቲ ሚኒስትሪ ኣብ መግለጺኡ፣ [...]

منظمة الشفافية الدولية تصنف ارتريا ضمن الدول الأكثر فسادا في العالم
اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الاثنين 15 فبراير 2021
في تقريرها السنوي عن الفساد في العالم لسنة 2020 صنفت منظمة الشفافية الدولية (ترانسبارنسي انتر [...]

ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 160 ተሰሪዓ
Radio Erena: 15 February 2021
ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 160 ከምእትስራዕ ጸብጻብ ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ዝተፈላለይ ሃገራት ንዝፍጸም ብልሽውና መጽናዕቲ ዘ [...]

ሶማል፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ
Radio Erena: 15 February 2021
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛዲሾ፣ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸመ ፖሊስ እታ ሃገር ኣረጋጊጹ።
በቲ ነታጕ ዝተጻወዳ መኪና ብምፍንጃር፣ ብ13 ለካቲት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ [...]

ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ንምሽምጋል ብደቡብ ሱዳን ዝተወስደ ተበግሶ መሰናኽል ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 February 2021
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንኣቦ መንበር መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድን ንምቅርራብ ዝወሰ [...]

Saudi Arabia Deports more than 100 Eritreans
Radio Erena: 13 February 2021
Saudi Immigration authorities deported more than hundred Eritreans in the past few days. These Eritreans violated [...]

ኢትዮጵያ፡ ”ካብ 10 ቤት ማእሰርታት ዝሃደሙ እሱራት፣ ደኩመንታት ናይቲ ቤት ማእሰርታት ስለዝዓነወ፣ ምርካቦም ኣዝዩ ኣሸጋሪ ኮይኑ ኣሎ” መ.ኢትዮጵያ
Radio Erena: 14 February 2021
ልዕሊ 3 ኣዋርሕ ዘቑጸረ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ምስተወለዐ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብምፍራሱ፣ ኣብ ሓያሎ ቤት ማእሰርታት ዝነበሩ ገበነኛታት ዛጊት ክርከቡ ከምዘይከኣሉ ተገሊጹ።
ኮሚሽ [...]

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢታት ዶብ ዝርከብ መዓስከራት ምብጻሕ ኣካዪዱ
Radio Erena: 14 February 2021
ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕብ ዘሎ ከባቢታት ዶብ ዝርከብ መዓስከራት ምብጻሕ ከምዘካየደ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን።
ሌተናል ጀነራል ያሲ [...]