Author: amanuel
መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት ሰቲት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ
Radio Erena: 03 May 2021
መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ።
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2001፣ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው፣ ኣብ ልዕሊ ኣዳላውተንን ጋዜጠኛታት [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 03 May 2021
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ [...]
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪራ
Radio Erena: 03 May 2021
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ መሰል ሰራሕተኛታት ክሕሎ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን፣ ብቀዳም 01 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ።
ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ምስ ስግ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳይ ተመያይጦም
Radio Erena: 03 May 2021
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ልዩተናት ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተጀመረ ምህናጽ 61 መስመራት ጽርግያ ተሰናኺሉ
Radio Erena: 03 May 2021
ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ኢትዮጵያ፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ግጭታትን ምፍራስ ጸጥታን፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋን ስግኣትን ኣትዩ ከምዘሎ በብእዋኑ ዝግለጽ ዘሎ'ዩ።
ኣብ ርእሲ'ዚ፣ እታ ከይትፈርስ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 02 May 2021
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ብ1 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ከም ውሳነ ሓሳብ [...]
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም
Radio Erena: 02 May 2021
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ እዮም።
እቶም ክሪስቶፈር ኩንስን፤ ክሪስ ቫን ሆለንን ዝርከብዎም ሰበስልጣናት ም [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ
Radio Erena: 02 May 2021
ኣብ ኢዮርሳሌም፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ።
‘ኣልመስር ኣልዮም’ ኣብ ናይ 30 ሚያዝያ ሕታሙ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ካብ ኢትዮጵያ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ መዲብዎ ዘሎ 121 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ክስርዝ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 30 April 2021
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርትራ መዲብዎ ዘሎ ናይ 121 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ክስርዞ ከምዝኽእል ራድዮ ፈረንሳ ኢንተርናሽናል ኣሚታ።
እታ ብቋንቋ ፈረንሳ እትቃላሕ ራድዮ፣ ንኣፈ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብፈተነ ቅትለት፣ ጳጳስ ክክኾኑ ንዝተመዘዙ ካህን ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ካህናት ተኣሲሮም
Radio Erena: 30 April 2021
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ሩምቤክ፣ ጳጳስ ክኾኑ ንዝተመዘዙ ካህን ንምቕታል ፈቲኖም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ሰለስተ ካህናት ከምዝተኣስሩ ኣገልግሎት ዜና ካቶሊክ ገሊጹ።
ክልተ ዕጡቓት፣ ብ [...]