Author: amanuel

1 338 339 340 341 342 536 3400 / 5356
ሱዳንን ግብጽን፣ ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

ሱዳንን ግብጽን፣ ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 02 March 2021 ሱዳንን ግብጽን ተወሳኺ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከምዝኸተማ ማዕከናት ዜና ክልቲኤን ሃገራት ኣፍሊጠን። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል መሓመድ ፋሪድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ [...]
ግብጽን ሱዳንን፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን

ግብጽን ሱዳንን፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን

Radio Erena: 02 March 2021 ግብጽን ሱዳንን፣ ብዛዕባ'ቲ ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ እትወስዶ በይናዊ ስጉምቲ ብዝምልከት ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን። እዘን ሃገራት ነዚ ዘተ ዘካየዳ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር፣ ኒኮላስ ሳርኮዚ፣ ንሰለስተ ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ነበር፣ ኒኮላስ ሳርኮዚ፣ ንሰለስተ ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 01 March 2021 ንፈረንሳ ካብ 2007 ክሳብ 2012 ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር፣ ኒኮላስ ሳርኮዚ፣ ብክሲ ብልሽውና ገበነኛ ኮይኑ ስለዝተረኽበ ንሰለስተ ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ። እቲ ፕረዚደንት ነበ [...]
ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል

Radio Erena: 01 March 2021 https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]
ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ

ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ

Radio Erena: 01 March 2021 ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ። ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ልምምድ ዝቐነየት፣ ኣድሚራል ግሪጎሮቪች ዝተሰምየት ናይ ሩስያ ናይ ኵናት መርከብ፣ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ

ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ

Radio Erena: 01 March 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም 10ታት ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝል [...]
ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 March 2021 ካብ 19 ታሕሳስ 2019 ኣትሒዙ፣ ክሳብ'ቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ በረራታት ደው ዝበለሉ መጋቢት 2020፣ ወትሃደራት ሶማል ዝጸዓና ነፈርቲ ካብ ሞቛድሾ ተበጊሰን ናብ ኤርትራ ይበ [...]
‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’  ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’ ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ

Radio Erena: 28 February 2021 ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክወጹ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ደጊሙ ጸዊዑ። ጸሓፊ እቲ ክፍሊ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽ [...]
”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዶባዊ ግጭት፣ ኤርትራ ኢድ ከምዘየእተወት ገሊጻ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ናብ ሱዳን ብምኻድ ኣብ ዘ [...]
መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ ትግራይ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈጸመ ህልቂት ኢሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጸኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
1 338 339 340 341 342 536 3400 / 5356