Author: amanuel
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተወልዐ ናይ ብሄር ግጭት ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 03 August 2021
ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተጓሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ ብውሕዱ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም።
እቲ ብባሕቲ ነሓሰ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከተማ ጂቡቲ ዝተወል [...]
ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: 03 August 2021
ኣብ ሩባ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንመንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ኣቃሊሑ።
ገለ ካብቲ በብእዋኑ ዝተኣከበ ሬሳታት፣ ኣእዳዎም [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ
Radio Erena: 03 August 2021
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት እንኮ ሃገር ኤርትራ ጥራይ ኮይና።
ብመንገዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ መደብ ኮቫክስ፣ ክታበት ኮረና ቫይርስ ንምብጻሕ [...]
ፈረንሳ፣ ኵናት ትግራይ ንኸብቅዕ ዘተ ክጅምር ጸዊዓ
Radio Erena: 03 August 2021
ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕ፣ ብዝቐልጠፈ ዘተ ክጅመር ጸዊዑ።
ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ብ31 ሓምለ ዝወጸ መግለጺ ከምዘነጽሮ፣ ኢማ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተወሳኺ ደብዳብ ኣካይዳ
Radio Erena: 03 August 2021
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ደብዳብ ነፈርቲ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ።
እቲ ኣብ ባሕቲ ነሓሰ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ኣልሸባብ ዒላማ ዝገበረ ምንባሩ'ዩ ተሓቢሩ። [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦
Radio Erena: 02 August 2021
Radio Erena · ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021
[...]
ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ
Radio Erena: 01 August 2021
ኤርትራ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ።
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን የማነ ገብረኣብን ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ ብሓሙስ [...]
ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕ.መ.ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካዪዱ እዮም
Radio Erena: 01 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ረዲኤት ንዘድልዮ ህዝቢ ንምብጻሕን ብዛዕባ ዝከኣለሉ መንገዲ ንምዝታይ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ና [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 31 July 2021
ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም።
እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ተዅሲ ንምቁራጽ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 30 July 2021
መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ ሓይልታቱ ምቁራጽ ቶኽሲ ንምትግባር፣ ሓድሽ ቅድመ ኩነት ኣቕሪቡ።
ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ቅድመ ኩነት፣ ኣብ ትግራይ ተቋሪጹ ዝርከብ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [...]