Author: amanuel
ደ/ሱዳን፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝሰርሑ ዲፕሎማሰኛታት ብዘይወርሓዊ ደሞዝ ንክልተ ዓመታት ይሰርሑ
Radio Erena: 12 September 2021
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ዘገልግሉ ዘለዉ ደቡብ ሱዳናውያን ዲፕሎማሰኛታት፣ ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ወርሓዊ ደሞዝ ከምዘይተኸፍሎም ተገሊጹ።
ማዪክ ኣዪ ደንግ ሓድሽ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ [...]
The Lessons of September
Radio Erena: 10 September 2021
September has a revered place in the Eritrean calendar. On its first day in 1961, the iconic figure Hamid Awate [...]
“ኤርትራ፣ 57% ካብ ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ የለውን።” Save the Children
Radio Erena: 10 September 2021
ኣብ ሸሞንተ ሃገራት ዓለም፣ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ ቆልዑ፣ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ከምዘሎ፣ Save the Children ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘዳለዎ ጸብጻብ ገሊጹ [...]
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 09-09-21
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር፣ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ ኣዘራሪቡ።
እቲ ጀነራል፣ ነቲ ኣምባሳደር ብ6 መስከ [...]
ሱዳን፣ ተቐቲሎም ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣዘራሪባ
Radio Erena: 09 September 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቶም ተቐቲሎም፣ ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ 29 ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ከምዘዘራረበ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታ ዶባት ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን
Radio Erena: 09 September 2021
ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታን ብዶባተን ዝካየድ ንግዲ ዝህልዎ ውሕስነትን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን።
ኣብቲ ካብ 5 መስከረም ኣትሒዙ ንክልተ መዓልታት፣ ኣብ ጂቡቲ ከተማ ዓርታ ዝተ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 2 ቢልዮን ወፍሪ ንምክያድ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ
Radio Erena: 09 September 2021
ቱርኪ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሱዳን ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ መደብ ከምዘለዋ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ፉኣት ኦክታይ ገሊጹ።
ክሳብ 20 [...]
رسالة تحذير من الخارجية السودانية للسفارة الارترية بخصوص أنشطة غير قانونية
أفادت مصادر مطلعة لإذاعة إرينا الدولية بأن وزارة الخارجية السودانية خاطبت السكرتير الأول في السفارة الارترية في الخرطوم ابراهيم ادريس برسالة تحذر [...]
ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ
Radio Erena: 08 September 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ንዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዓጽዎ ከምዝኽእል ዝሓለፈ ሰሙን ናብቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዝልኣኾ ደብዳቤ ምግላጹ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓ [...]
ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም
Radio Erena: 08 September 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮበለን፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ብጉዳይ እታ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐቲላ ዝተረኽበት፣ ኢክራን ታሕሊል ፋራሕ ዝተባህለት ኣባል ስለያ እ [...]