Author: amanuel
ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 December 2021
ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል-ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ስልጣን ድሕሪ ምሓዙ ዘተኣታተዎም ሕግታት ከምዘይስሕቦም ገሊጹ።
ኣል ቡርሃን ኣብ ምምራቕ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኑ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ወሲኑ
Radio Erena: 18 December 2021
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጺሙ ንዝበሃል ምግሃስ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ክትቀውም ኣብ ስምምዕ በጺሑ።
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዓርቢ 17 ታሕሳስ [...]
ድሮን፣ መጓዓዝያ ናብ ዘይኣትዎ ርሑቕ ገጠራት፣ መድሃኒት ኣብ ምብጽጻሕ ዝግልገላሉ ዘለዋ ኣብነታውያን ሃገራት ኣፍሪቃ
Radio Erena: 17 December 2021
ድሮን፣ ኢትዮጵያ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንኵናትን ህልቂትን ዝውዕል ካብ ዘሎ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ'ዩ።
እዚ ኣብ መሬት ካብ ዝተደኮነ መደበር፣ ብመላጉም እናተኣዘዘ ብቴክኒሻ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልይዎም ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 17 December 2021
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ፈቐዶ መዳጎኒ ማእከላት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣሽሓት ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ናይ ምስጓግ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።
እቶም ደቂንስት [...]
‘ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምዝድግፋ ኣረጋጊጸን’
Radio Erena: 17 December 2021
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምዝድግፋ ምግላጸን ኣል ሞኒተር ሓቢሩ።
ጎኒ ጎኒ'ቲ መራሕቲ እተን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ብ14 ታሕሳስ፣ ኣብ ሪ [...]
ዴንማርክ፡ ኤርትራዊት ኣደ፡ ኣብ ቅድሚ ደቃ፡ ብበዓል ቤታ ተቐቲላ
Radio Erena: 16 December 2021
ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ጓል 28 ዓመት ኤርትራዊት ኣደ ብበዓል ቤታ ከምዝተቐትለት ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ኣፍሊጡ::
እታ ስማ [...]
ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነት ናይ’ቶም ናብ ብሪጣንያ ኣብ ምስጋር ዝጠሓሉ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ
Radio Erena: 16 December 2021
ኣኽባሪት ሕጊ ፓሪስ፣ መንነቶም ናይቶም ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ብ24 ሕዳር ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ 26 ሓተቲ ዑቕባ ዘርጊሓ።
ቤት ጽሕፈት እታ ኣኽባሪት ሕጊ ብ14 ታሕሳስ ኣብ ዝ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን ጽባሕ ክኽፈት’ዩ
Radio Erena: 16 December 2021
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ቱርኪን 17ን 18 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ።
ኣብቲ፣ ዕድላት ወፍርን ንግድን ንምኽፋት ዝዓለመ'ዩ ዝተባህለ ዋዕላ ኣስታት 20 መራ [...]
መራሕቲ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራቴጅያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም
Radio Erena: 16 December 2021
መራሕቲ ሽዱሽተ ሃገራት ወሽመጥ፣ ኣብ ጸጥታን ስትራተጂያዊ ዝምድናን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ብሰሉስ 14 ታሕሳስ፣ ኣብ ሪያድ ኣካይዶም።
እቶም መራሕቲ፣ ኢራን ዞባዊ ስግኣት ንኸይትኸውን፣ ግ [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ‘ቲ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰልማዊ ሰልፍታት ይቕጽል
Radio Erena: 15 December 2021
ኣብ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል ኣሎ።
ከም መቐጸልታ ናይቲ በብእዋኑ ኣብ ካርቱም ክካ [...]