Author: amanuel

1 288 289 290 291 292 536 2900 / 5354
ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

ጀነራል ኣልቡርሃን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኣዘራሪቡ

Radio Erena: 09-09-21 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ንኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር፣ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ ኣዘራሪቡ። እቲ ጀነራል፣ ነቲ ኣምባሳደር ብ6 መስከ [...]
ሱዳን፣ ተቐቲሎም ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣዘራሪባ

ሱዳን፣ ተቐቲሎም ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣዘራሪባ

Radio Erena: 09 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቶም ተቐቲሎም፣ ሬሳኦም ኣብ ሩባ ተከዘ ዝተረኽበ 29 ተወላዶ ትግራይ ብዝምልከት፣ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ከምዘዘራረበ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]
ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታ ዶባት ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን

ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታ ዶባት ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን

Radio Erena: 09 September 2021 ጂቡቲን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ጸጥታን ብዶባተን ዝካየድ ንግዲ ዝህልዎ ውሕስነትን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካይደን። ኣብቲ ካብ 5 መስከረም ኣትሒዙ ንክልተ መዓልታት፣ ኣብ ጂቡቲ ከተማ ዓርታ ዝተ [...]
ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 2 ቢልዮን ወፍሪ ንምክያድ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ

ቱርኪ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 2 ቢልዮን ወፍሪ ንምክያድ መደብ ከምዘለዋ ገሊጻ

Radio Erena: 09 September 2021 ቱርኪ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሱዳን ናይ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ መደብ ከምዘለዋ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር፣ ፉኣት ኦክታይ ገሊጹ። ክሳብ 20 [...]
رسالة تحذير من الخارجية السودانية للسفارة الارترية بخصوص أنشطة غير قانونية

رسالة تحذير من الخارجية السودانية للسفارة الارترية بخصوص أنشطة غير قانونية

أفادت مصادر مطلعة لإذاعة إرينا الدولية بأن وزارة الخارجية السودانية خاطبت السكرتير الأول في السفارة الارترية في الخرطوم ابراهيم ادريس برسالة تحذر [...]
ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ

ሱዳን፣ ኤምባሲ ኤርትራ ክትዓጹ ከምእትኽል ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 08 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ንዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ክዓጽዎ ከምዝኽእል ዝሓለፈ ሰሙን ናብቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ ዝልኣኾ ደብዳቤ ምግላጹ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓ [...]
ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

ሶማል፣ ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ብጉዳይ ቅትለት ናይታ ናብ ኤርትራ ዝተላእኩ ወትሃደራት ኣፍልጦ ኔሩዋ ዝተባህለት ኣባል ስለያ ተሰሓሒቦም

Radio Erena: 08 September 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮበለን፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን፣ ብጉዳይ እታ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተቐቲላ ዝተረኽበት፣ ኢክራን ታሕሊል ፋራሕ ዝተባህለት ኣባል ስለያ እ [...]
“ህዝቢ ብሒደት ስልጣን ዝበሓቱ ልሂቃን እንተተረጊጹ፣ ሰራዊት ከናግፎ ሓላፍነት ኣለዎ።” መራሒ ወትሃደራዊ ዕልዋ ጊኒ

“ህዝቢ ብሒደት ስልጣን ዝበሓቱ ልሂቃን እንተተረጊጹ፣ ሰራዊት ከናግፎ ሓላፍነት ኣለዎ።” መራሒ ወትሃደራዊ ዕልዋ ጊኒ

Radio Erena: 08 September 2021 ኣብ ጊኒ፣ ንፕረዚደንት ኣልፋ ኮንደ ካብ ስልጣን ድሕሪ ዝኣለወ ወትሃደራዊ ዕልዋ፣ ነቲ ዕልዋ ዝመርሐ ኮለነል ማማዲ ዱምቡያ መን'ዩ ዝብል ሕቶ፣ ኣለዓዒሉ ይርከብ። ወዲ 41 [...]
ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም

ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም

ኣብ ቅድድም ብሽክለታን ጉያ እግሪን ዝነጥፉ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቦም። በዚ መሰረት፣ ምስ ቤልጂማዊት ክለብ ዝወዳደር ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ ብ3 መስከረም ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ናህሪ ዋጋታት ንምርግጋእ፣ ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን ብዘይቀረጽ ክኣቱ ፈቒዳ

ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ናህሪ ዋጋታት ንምርግጋእ፣ ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን ብዘይቀረጽ ክኣቱ ፈቒዳ

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ምውላዕ ኵናት ትግራይ ተተሓሒዙ ተኸሲቱ ዘሎ ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላውን ናህሪ ዋጋታትን ንምርግጋእ፣ መንግስቲ ካብ ወጻኢ ሃገራት ንዝሽመት ኣእካልን መሰረታዊ መግብታትን፣ ናይ ቀረጽ ምትዕርራይ ከምዝገብር ሚኒስትሪ ገንዘብ [...]
1 288 289 290 291 292 536 2900 / 5354