Author: amanuel
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር ዝምርሖ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 25 April 2022
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር፣ ፋሃድ ያሲን ዝተመርሐ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ ከምዝበጽሐ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቲ ጉጅለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰሉስ 19 ሚያዝ [...]
መበል 48 ዓመት ዕለተ ልደት ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳ ንምጽንባል፣ ጎደናታት ካምፓላ ምዕጻዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 25 April 2022
ቦኽሪ ወዱ ንፕረዚደንት ኡጋንዳን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊትን፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሁዚ ካይነሩግባ፣ ብቀዳም 23 ሚያዝያ፣ መበል 48 ዓመት ልደቱ ኣብ ዝጸንበለሉ፣ ሓያሎ ጎደናታት ካምፓላ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም
Radio Erena: 25 April 2022
ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: 24 April 2022
Radio Erena · ሰንበት 24 ሚያዝያ 2022
[...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ማዕከ [...]

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ
Radio Erena: 24 April 2022
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን፤ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ኣብ ጎድኒ ራሻ ንምስላፍ ክምዝገቡ ይሓቱ ከምዘለዉ፤ ሮይተርስ ካብታ ሃገር ኣብ ዝፈነዎ ዜና ገሊጹ።
'ራሻ ዝ [...]
ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ሱዳን ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ፤ ቀዪዱዎም ዝጸንሐ 25 መራሕቲ ሰላማዊ ሰልፊ ናጻ ሰዲዱዎም።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃን ኢጋድን ምስ ዓብደልፋታሕ ኣል [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 23 April 2023
Radio Erena · ቀዳም 23 ሚያዝያ 2022
[...]
ሓድሽ ፕረዚደንት የመንን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም
Radio Erena: 22 April 2022
ብ07 ሚያዝያ ስልጣኑ ንዝሓደገ ፕረዚደንት የመን ነበር፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ዝተከአ፣ ራሽድ ኣል ዓሊሚን ነታ ሃገር ክመርሕ ዝቖመ ቤት ምኽሪን፣ ስርሖም ንምጅማር ቃለ መሓላ ፈጺሞም [...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 21 April 2022
ኣብ ትግራይ ጸኑዑ ዘሎ ከበባን ዕጽዋን ብሰንኪ ዘስዓቦ ዓጸቦ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ልዕሊ 1900 ቆልዑ ከምዝሞቱ፣ ብሰብ ሞያ ሕክምና ናይቲ ክልል ንዝተዳለወ ጸብጻብ ብምጥ [...]