Author: amanuel
ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይንን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንኢትዮጵያ 1.9 ቢልዮን ዶላር ተወሳኺ ወጻኢታት ከምዘስዓበላ ተገሊጹ
Radio Erena: 10 June 2022
ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይንን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 1.9 ቢልዮን ዶላር ተወሳኺ ወጻኢታት ከምዘስዓበላ፣ ንመግለጺ ሚኒስተር ልምዓት፣ ዶ/ር ፍጹም ኣሰፋ ብምጥቃስ ዘ ሪፖ [...]
‘ኤርትራ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ይቕጽል ኣሎ።’ ፍሉይ ራፖርተር
Radio Erena: 10 June 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ምስታፍ ይቕጽሎ ከምዘሎ፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ኣካል ወይ ራ [...]
ኣብ ስነ ስርዓት መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ንምስታፍ፣ መራሕቲን ሰበ ስልጣንን ጎረባብቲ ሃገራት ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም
Radio Erena: 09 June 2022
ሎሚ ሓሙስ 09 ሰነ ኣብ ዝካየድ ወግዓዊ ስነ ስርዓት መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ንምስታፍ፣ መራሕትን ሰበ ስልጣን ሓያሎ ሃገራት ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵ [...]
‘ኣብዚ ሸውዓተ መዓልታት፣ ረዲኤት ዝጸዓና ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዓበይቲ መካይን ናብ ትግራይ ኣትየን።’
Radio Erena: 08 June 2022
ኣብዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ መዓልታት፣ ከም መግብ፣ መድሃኒታትን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ዝርከቦ ህጹጽ ረዲኤት ዝጸዓና፣ ሓደ ሽሕን ሓደ ሚእትን (1100) መካይን ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ፣ ክ [...]
ሱዳን፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ህዝቢ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ
Radio Erena: 08 June 2022
ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን፣ ዓሊ ዓብደላ ኣደሮብ፣ ህዝቢ እቲ ዞባ ኣንጻሩ ብዘካየዶ ተቓውሞ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተሓቢሩ።
ልፍንቲ ሓያሎ ቀቢላታት ቤጃ፣ ብሰኑይ 06 [...]
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማን ምክትላን ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ዝዋግአን ክልተ መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ ፈጢሩ
Radio Erena: 08 June 2022
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ንኣፈኛ ፓርላማ፣ ኣሚና ኣነት ኣሞንግን ምክትላ ቶማስ ታይቦዋን፣ ልዕሊ 500 ሽሕ ፓውንድ ዝዋግአን ክልተ ዘመናውያን መጋየጺ መካይን ክዕድግ ምውሳኑ፣ ኣብ ህዝቢ ቁጠዐ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንበት 5 ሰነ መጠናዊ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ትካላት መጽናዕቲ ስነ-መሬት ገሊጸን
Radio Erena: 08 June 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንበት 05 ሰነ፣ 4.6 ማግኒቱዩድ ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ከምዘጋጠመ ሓያሎ ትካላት መጽናዕቲ ስነ-መሬት ኣረጋጊጸን።
እቲ ካብ ኣስመራ ኣስታት 75 ኪሎሜተር ንደቡባዊ ም [...]
الصين تنظم مؤتمرا للسلام والحكم الرشيد في القرن الافريقي
اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الثلاثاء 7 يونيو 2022
ذكرت صحيفة سودان تربيون نقلا عن وكالة الأنباء السودانية بأن السفير الصيني في الخرطوم مازينمين قد [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 በጺሐን
Radio Erena: 07 June 2022
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ክሊ ኣየሩ ከይበራ ዝኣገደን መንገዲታት ኣየር ሩስያ 22 ከምዝበጽሓ መርበብ ሓበሬታ ሸንገን ቪዛ ኣፍሊጡ።
በዓል መዚ ኣቭየሽን ናይቲ ሕብረት፣ ምስቲ ኣብ ዩክሬ [...]
‘ፕረዚደንት ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ተሰጋጊሩ።’
Radio Erena: 07 June 2022
ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን ናብ ስዑዲ ዓረብን እስራኤልን ከካይዶ ዝመደበ ወግዓዊ ዑደት ናብ ካልእ እዋን ከምዝተሰጋገረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እተ [...]