Author: amanuel
ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ
Radio Erena: 28 June 2022
ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኮቪድ 19 ቫይረስ ተለኺፉ፣ ኣብ ገዛ ተወሺቡ ከምዘሎ ተገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ብናይ ትዊተር ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፣ [...]
ዩጋንዳ፣ መማህራን ወሰኽ ደሞዝ ዝጠልብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ የካይዱ
Radio Erena: 28 June 2022
ኣብ ዩጋንዳ ወሰኽ ደሞዝ ዝጠለበ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ይካየድ ኣሎ።
ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላልፎኦ ዘለዋ ሓበሬታ፣ ማሕበር መማህራን ዩጋንዳ ዝወደቦ እቲ ስራሕ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ይኸስስ
Radio Erena: 28 June 2022
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዝሓዞም ሸውዓተ ወተሃደራትን ሓደ በርጌስን ረሺኑ፣ ክብል መንግስቲ ሱዳን ከሲሱ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጸኦ መ [...]
ዝበዝሓ ክፍላተ ሰራዊት ኤርትራ ጽዑቕ ታዕሊም የካይዳ ኣለዋ
Radio Erena: 27 June 2022
ዝበዝሓ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጽዑቕ ታዕሊም ተጸሚደን ከምዘለዋ ተፈሊጡ።
ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ብዝልኣኽዎ ሓበሬታ መሰረት፣ ብዘይካ'ተን ኣብ ተጠንቀቕ [...]
ኣዴታት ሱዳን፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጎነጽ ደው ከብሉ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣካይደን
Radio Erena: 27 June 2022
ብደቂንስትዮ ሱዳን ዝተወደበ፣ ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ጎነጽ ደው ከብሉ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብ25 ሰነ ኣብ ካርቱም፣ ከባቢ ኡምዱርማን [...]
ኣፍቀርቲ ቅድድም ብሽክለታ ብሃንቀውታ ክጽበይዎ ዝወርሑ፣ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2022፣ ብዓወት መርሃዊ ቅዱስ ተፈጺሙ
Radio Erena: 27 June 2022
ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ 2022 ብዓወት ተቐዳዳማይ ኣሜሪካዊት ዎርልድ ቱር ቲም EF Education-EasyPost መርሃዊ ቅዱስ ተፈጺሙ።
ኣብ'ቲ ብሰንበት 26 ሰ [...]
ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር
Radio Erena: 26 June 2022
ኣብዚ ዝሓልፈ ሳምንታት፣ መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ዘለዎም እሱራት ናብ መደበር ታዕሊም የሰጋግር ምህላዉ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም ምንጭታት፣ ካብ ቤት ማእሰር [...]
ብሪጣንያ ንሓደስቲ ስደተኛታት ብመቆጻጸሪ ጂ.ፒ.ኤስ. ክትከታተል ትምድብ
Radio Erena: 26 June 2022
መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ብልክዕ ኣበይ ከምዘለዉ ዝሕብር ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ብምግባር ክቆጻጸሮም መደብ ኣውጺኡ ምህላዉ፣ ዋሺንግቶን ፖስት ሓቢሩ።
እቲ መንግ [...]
ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ
Radio Erena: 26 June 2022
ባንክ ዓለም፣ ናይ 715 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክህብ እዩ።
ኣብቲ ብዓርቢ 24 ሰነ ኣብ መንጎ ባንክ ዓለምን ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ገለ ክፋል ና [...]
The Martyrs Day and the Backstabbed Legacy
Radio Erena: 24 June 2022
On June 20, Eritreans observed with due honor the Martyrs’ Day. A solemn commemoration evoking a national saga of exe [...]