Author: amanuel
ሰበስልጣን ኢራንን ሕቡራት ሃገራትን ብጉዳይ የመን ተዛትዮም
Radio Erena: 06 July 2022
ላዕለዎት ሰበስልጣን ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን፣ ብዛዕባ ጉዳይ የመን ብዝምልከት ምስ ወከልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘተ ኣካዪዶም።
ኣብቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 05 July 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን ምስ ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ርክብ ኣካዪዶም።
ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 5 ሓምለ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካየዱዎ ርክብ [...]
ንኢትዮጵያ፣ ኬንያን ታንዛንያን ዘራኽብ መስመር ሓይሊ ኤለክትሪክ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ክዛዘም ምዃኑ፣ በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ ሓቢሩ
Radio Erena: 05 July 2022
እቲ ብመንግስቲ ዝውነን በዓል መዚ ኤለክትሪክ ኬንያ፣ ናይሮቢ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መስመር ኬንያ-ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፣ መስመር ኬንያ-ታንዛንያ ከኣ ኣብ [...]
ሱዳን፣ ህዝባዊ ናዕቢ ብሰፊሑ ይቕጽል
Radio Erena: 05 July 2022
ካብ ሓሙስ 30 ሰነ ዝጀመረ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ናህሩ ከይዘሓለ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ወተሃደራዊ መንግስቲ’ታ ሃገር፣ ሰልፈኛታት ንምብታን ጎ [...]
ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ከም ዝኣተዎም ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ
Radio Erena: 05 July 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፈር ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ፣ ተላባዒ ሕማም ኣትዩዎም ምህላዉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ገሊጹ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝ [...]
ሶማል፤ ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት 40 ኣባላት ኣልሸባብ ቀቲሉ
Radio Erena: 04 July 2022
ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ሶማል፤ ብውሑዱ 40 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ።
ሺን ሁዋ ካብታ ሃገር ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፤ ኣብቲ ኣብ ማእከላይ ዞባ ሸበሌ ዝተኻየደ ውግእ፤ ኣስማቶ [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጸዊዑ
Radio Erena: 04 July 2022
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኩሎም በርጌሳውያን ማሕበራት ተጠርኒፎም ሓድሽ ልፍንቲ ክምስርቱ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ሓይሊ ኣሚሙዎ ብዘሎ መሰረት፤ ኩሎም ምንቅስቓሳት እንተሰሚሮም፤ [...]
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍቂዱ
Radio Erena: 04 July 2022
ብባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመት መርማሪት ጉጅለ፤ ናብ ኢትዮጵያ ክትኣቱ ብመንግስቲ'ታ ሃገር ከምዝተፈቕደላ፤ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እታ መርማሪት ጉጅለ፤ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ኤርትራ፣ ኣልፋ ኤክስፕሎሬሽን፣ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ
Radio Erena: 03 July 2022
ሓደ ካብ’ቶም ኣብ ኤርትራ ዕደናታት ዘካዪዱ ዘለዉ ትካላት፣ ኣልፋ ኤክፕሎሬሽን፤ ናይ መወዳእታ ውጽኢት ምህርቱ ክርእይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ኣብ ደቡባዊ ም [...]
‘ሱዳን፣ ዶባዊ ግጭት ከም መፍትሒ ውሽጣዊ ቅልውላው ትጥቀመሉ ኣላ’ ኢትዮጵያ
Radio Erena: 03 July 2022
ዶባዊ ምስሕሓብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፤ ኣብ ዝለዓለ ወጥሪ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፤ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ምስሕሓብ ኣህጉራዊ መልክዕ ከትሕዞ ፈቲኑ፤ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ።
[...]