Author: amanuel
መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ’ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም
Radio Erena: 10 July 2022
መራሕቲ ሃይማኖት ኬንያ፤ ኣብ ዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ'ታ ሃገር ናዕቢ ከይለዓል፤ ሓድሽ ጎስጓስ ጀሚሮም።
እቶም ካብ 21 ቤተ እምነታት ዝተዋጽኡ መራሕቲ ሃይማኖት ጎስጓስ ኣብ ዝጀመሩሉ፤ [...]
እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ
Radio Erena: 10 July 2022
እስራኤል ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ ዓጽያ።
ማዕከናት ዜና እስራኤል ብዝህቦኦ ዘለዋ ሓበሬታ መሰረት፣ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣምባሳደር እስራኤል ኮይኑ ዝተመዘዘ እስማዒል ኻልዲ ስለዘይተቐበሎ [...]
ቀዳም 09 ሓምለ 2022 – ፍሉይ መደብ ብምኽንያት ዒድ
Radio Erena: 09 July 2022
Radio Erena · ቀዳም 09 ሓምለ 2022
[...]
ኣብ የመን ጸኒዑ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብምኽኒያት ዒድ ኣል ኣድሓ ተናዊሑ
Radio Erena: 08 July 2022
ኣብ የመን ጸኒዑ ዝጸንሐ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስምምዕ፤ ብምኽኒያት ዒድ ኣል ኣድሓ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ።
ዕጡቓት ሑቲ፤ ሰራዊት የመን ከምኡ'ውን ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገ [...]
‘ኦ.ኤል.ኤ. ሸኔ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክንድምስሶም ኢና’፣ ቀ/ሚ ኣብይ
Radio Erena: 08 July 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፤ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ሳምንታት ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ቀቲሎም ኢሉ ንዝኸሶም ዕጡቓት ሓይልታት ኦሮሞ፤ ብወተሃደራዊ ሓይሊ ክንድምስሶም ኢና ኢሉ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ስልጣን ከረክብ’የ ኢሉ
Radio Erena: 08 July 2022
ጀነራል ኣልቡርሃን ናይ ሱዳን፤ ወተሃደራዊ ጉጅለኡ ካብ ስልጣን ተኣልዩ፤ ሓላፍነት ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ክሰጋገር ምዃኑ ገሊጹ።
እቲ ጀነራል ኣብ ናይሮቢ ዝተኻየደ ዋዕላ ኢጋድ ድሕሪ [...]
ህላዌ ባሕርያ ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንእስራኤል ስግኣት ፈጢሩላ
Radio Erena: 07 July 2022
ኢራን፤ ህላዌኣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምዕባይ ኣብ እትሰርሓሉ ዘላ እዋን፤ ተወሰኽቲ መራኽብ ኲናት ምውፋራ ኣቓልቦ እስራኤልን ምዕራባውያን ሃገራትን ክስሕብ ምጅማሩ ተገሊጹ።
ማዕከናት ዜና እስ [...]
ባይቶ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ህልቂት እተጻርይ ኮሚቴ ኣቚሙ
Radio Erena: 07 July 2022
ታሕተዋይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፤ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ'ታ ሃገር ንዝተፈጸመ፤ ቅትለት ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት እተጽንዕ ኮሚቴ ኣቚሙ።
ብፍላይ'ቲ ኣብ ከባቢታት ቀለም ወለጋ ዝተፈጸመ [...]
ጀነራል ኣል-ቡርሃን፣ 5 ኣባላት ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ካብ ስልጣን ኣባሪሩ
Radio Erena: 07 July 2022
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፤ ሓድሽ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምስራት ዘቕረቦ እማመ፤ ብበርጌሳውያን ማሕበራት ድሕሪ ምንጻጉ፤ ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ኣባላት'ተን ማሕበራት [...]
ኣብ ክልል ኦሮምያ ዕጡቓት ብዘካየዱዎ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 06 July 2022
አብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፤ ኣብ ዓሌት ዝሰረተ ግርጭት ብሰፊሑ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ሓድሽ ብዝተላዕለ መጥቃዕቲ፣ ልዕሊ 300 ሰባት ተቐቲሎም።
ቀንዲ ዒላማ ናይቲ መጥቃዕ [...]