Author: amanuel

1 227 228 229 230 231 246 2290 / 2453
ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 03 June 2021 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ኣቐዲሙ ምስ ሩስያ ንዝኣተዎ ውዕል ምህናጽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን፣ ዳግመ ግምት ይገብረሉ ከምዘሎ ኣረጋጊጹ። ጠቕላሊ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ። እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
سفارة الولايات المتحدة في اديس ابابا تبدأ في تطبيق قرار منع تأشيرات الدخول

سفارة الولايات المتحدة في اديس ابابا تبدأ في تطبيق قرار منع تأشيرات الدخول

اذاعة إرينا الدولية الأخبار: الاربعاء 2 يونيو 2021 ذكرت سفارة الولايات المتحدة الامريكية في أديس ابابا في صفحتها على الفيس بوك في الأول من الشهر [...]
ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

Radio Erena: 01 June 2021 ግብጽን ሱዳንን ከካይድኦ ዝቐነያ ሓብራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብሰኑይ 31 ግንቦት ዛዚመን። እቲ 'ሓለውቲ ናይል' ተሰምዩ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝተኻየደ ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ኣየ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

Radio Erena: 02 June 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ካቱምባ ዋማላ፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ። ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታት ኡጋንዳ ዝኾነ ጀነራል ካቱምባ፣ ኪሳሲ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከ [...]
ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 June 2021 ንናይ ቀደም ይኹን ናይ ሕጂ ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብምሉኦም ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበዝሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። [...]
ኦነግ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰለስተ ቻይናውያን ናብ ቀይሕ መስቀል ኣረኪቡዎም

ኦነግ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰለስተ ቻይናውያን ናብ ቀይሕ መስቀል ኣረኪቡዎም

Radio Erena: 31 May 2021 ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ካብ 15 ግንቦት ኣትሒዙ፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ፣ ሰራሕተኛታት ኩባንያ ዕደና ዝኾኑ ሰለስተ ቻይናውያን ናጻ ከምዝለቐቖም ኣፍሊጡ። ነቶም ቻይናውያን፣ መንዲ ኣብ ዝተባ [...]
Can Visa Restriction Stop Atrocities in Northern Ethiopia?

Can Visa Restriction Stop Atrocities in Northern Ethiopia?

Radio Erena: 31 May 2021 On May 23, the U.S. Department of State announced a visa restriction on “any current or former Ethiopian or Eritrean g [...]
ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ከተብል ከምእትኽእል ተገሊጹ

ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ከተብል ከምእትኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 31 May 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተሞ፣ ዳግመ ምቛም ሓይሊ ባሕሪን ምሕዳስ ሓይሊ ኣየርን ዝርከቦ ወትሃደራዊ ስምምዓት ደው ክብል ከምዝኽእል ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ኣንፊቶም። እቶ [...]
1 227 228 229 230 231 246 2290 / 2453