Author: amanuel

1 223 224 225 226 227 578 2250 / 5776
ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ኣብ ዝተወጠነ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

ፕረዚደንት ኬንያ ነበር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ኣብ ዝተወጠነ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena:07 October 2022 ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ሓደ ካብ ሸምገልቲ ናይቲ ኣብ 8 ጥቅምቲ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ክኸውን ዝረቑሖ፣ ፕረዚደንት ኬንያ ነበር ኡሁሩ ኬንያታ [...]
ኡጋንዳ፣ ‘ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም’ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ተገፊፎም

ኡጋንዳ፣ ‘ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም’ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ተገፊፎም

Radio Erena: 07 October 2022 ኣብ ኡጋንዳ ብዝተኻየደ ግፋ፣ ልዕሊ 116 ኤርትራውያን ከምዝተኣስሩ ክፍሊ ዜግነትን ኢሚግሬሽንን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኡጋንዳ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎምን ብዘይሕጋ [...]
ዩክረይን፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ

ዩክረይን፣ ንኢትዮጵያን ሶማልን 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ

Radio Erena: 07 October 2022 ንባዕላ ምስ ሩስያ ኣብ ከቢድ ኵናት ገጢማ ዘላ ዩክሬይን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 50 ሽሕ ቶን ስርናይ ለጊሳ። እቲ ብዩክሬይን ዝተለገሰ ረዲ [...]
ሱዳን፣ ኣስታት 1700 ዕጡቓት ተቓውምቲ ምስ ሃገራዊ ሰራዊት ተጸንቢሮም

ሱዳን፣ ኣስታት 1700 ዕጡቓት ተቓውምቲ ምስ ሃገራዊ ሰራዊት ተጸንቢሮም

Radio Erena: 07 October 2022 ብመሰረት እቲ ኣብ 2020 ኣብ መንጎ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣስታት 1700 ዕጡቓት ምስ ሃገራዊ ሰራዊት ከምዝተጸንበሩ ተሓቢሩ። ኣገልግ [...]
ኣብ ኦሎምፒክ ለንደን 2012 ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፈ ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንብሪጣንያ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

ኣብ ኦሎምፒክ ለንደን 2012 ዑቕባ ንምሕታት ዝተረፈ ኤርትራዊ ኣትለት፣ ንብሪጣንያ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ክወዳደር’ዩ

Radio Erena: 07 October 2022 ብ27 ሓምለ 2012 ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኸፍተ፡ መበል 30 ውድድር ኦሎምፒክስ ንዝተሳተፈት፡ ሃገራዊት ጋንታ ኦሎምፒክስ ኤርትራ መሪሑ፡ ባንዴራ ኤርትራ ጾይሩ ናብ ሜዳ ዝኣተወ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

ኣብ ኤርትራ፣ ን13 ዓመታት ዕደና ፖታሽ ከካይድ ዝጸንሐ ኩባንያ ዳናካሊ፣ 50% ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ’ዩ

Radio Erena: 06 October 2022 ካብ 2009 ኣትሒዙ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ዳህሳስን ኩዕታን ፖታሽ ዝነጥፍ ዘሎ፣ ናይ ኣውስትራልያ ኩባንያ ዳናክሊ፣ 50% ናይ ዕደና ፕሮጀክቱ ናብ ቻይና ክሸጦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ንዝኾነ ቦኽሪ ወዱ ካብ መዝነቱ ኣልዩዎ

Radio Erena: 06 October 2022 ወዱ ንፕረዚደንት፣ በዓል ኣርባዕተ ኮኾብ ጀነራልን ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪን ኡጋንዳ፣ ሙሆዚ ካይነርጉባ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ መጽሔት ዥን ኣፍሪክ ኣቃሊሓ። እቲ ንኣብኡ ክትክእ ትጽቢት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ተሰማሚዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 05 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ንዝተጸውዐ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ቀጥታዊ ዝርርብ ምስ ህወሓት ንምስታፍ ከምዝሰማማዕ ገሊጹ። እቲ መንግስቲ ምስ ህወሓት ኣብ ደቡብ ኣ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ተኽእሎታት ምቁራጽ ተዅሲ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ’ዩ

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ተኽእሎታት ምቁራጽ ተዅሲ ንምዝታይ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ’ዩ

Radio Erena: 05 October 2022 ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ደው ዝብለሉን ዝርርብ ተጻባእቲ ወገናት ዝጅምረሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ን [...]
መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣመሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ኮኒኑ

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣመሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ኮኒኑ

Radio Erena: 05 October 2022 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ቀኖናዊ ሃገረ ስብከታት ሰሜን ኣመሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝኹንን ኣውጺኡ። እቲ ካብታ ኣ [...]
1 223 224 225 226 227 578 2250 / 5776