Author: amanuel
ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣሽሓት ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 07 February 2023
ንቱርኪን ሶርያን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት፣ ብሰኑይ 06 ለካቲት ብዘጋጠመ ምንቅትቓጥ ምድሪ፣ ልዕሊ 3500 ሰባት ከምዝሞቱ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።
እቲ 7.8 ከምኡ ድ [...]
ኤርትራ፣ ሮቡዕ 08 ለካቲት፡ ኣብ ጋና ኣብ ዝጅምር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 06 February 2023
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ 08 ክሳብ 13 ለካቲት፣ ኣብ ጋና፣ ከተማ ኣክራ ዝካየድ መበል መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Contine [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 06 February 2023
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ካጆ ኬጂ፣ ኣብ መንጎ ጓሶት ብዝተወልዐ ግጭት ብውሕዱ 27 ሰባት ከምዝተቐትሉ ንኮሚሽነር እቲ ዞባ፣ ፋኒኤል ዱሞ ብምጥቃስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽ ከየምርሕ ተሰጊኡ
Radio Erena: 06 February 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን እታ ሃገር ተኸሲቱ ዘሎ ምክፍፋል ናብ ጎነጽን ናዕብን ከይዓርግ ተሰጊኡ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት እታ ሃገር [...]
ኤርትራ፣ ብብልሽውና ምስ ቀዳሞት 20 ሃገራት ተሰሪዓ
Radio Erena: 06 February 2023
ኤርትራ፣ ብብልሽውና ካብ 180 ሃገራት ኣብ መበል 162 ተሰሪዓ።
ንብልሽውናን ምጥፍፋእን ሃገራት ዓለም ብምጽናዕ ዓመታዊ ጸብጻብ ዘቕርብ፣ ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል፣ ንናይ [...]
‘ኢጣልያ ንሓለዋ ዶብ ሊብያ ምሕጋዛ፣ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት የሕትታ እዩ’ ህዩማን ራይትስ ዎች
Radio Erena: 05 February 2023
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ከቢድ ግፍዒ ንዘውርድ ዘሎ ሓለዋ ዶባት ሊብያ፣ ፋይናንስያዊ ደገፍ ምግባር፣ ብቐጥታ ምስ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተኣሳሰር፣ መንግስቲ ኢጣልያ ክፈልጥ ኣለዎ፣ ክ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ቃል ኣትዩ
Radio Erena: 05 February 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ከተማታት ትግራይ ዝካየድ ናይ ነፈርቲ በረራታትን ኣገልግሎት ባንክን ከዛዪዶ ምዃኑ፣ ሰበስልጣን’ታ ሃገር ገሊጾም።
ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ንፈለማ እዋኑ ምስ ሓለ [...]
ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም
Radio Erena: 05 February 2023
ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ፣ መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኩሉ ፍልልያቶም ኣወጊዶም ንሰላምን ምዕባለን ብሓባር ክሰርሑ ጸዊዖም።
ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ደቡብ ሱዳን ወግዓዊ [...]
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ፣ ኣብ ዲጋታት ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ትሰርሓሉ ምህላዋ ገሊጻ
Radio Erena: 03 February 2023
ልዕሊ ሓደ ሽሕ ኪሎሜተር ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትውንን ኤርትራ፣ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝርከብ ዲጋታት፣ ምርባሕ ዓሳ ንምስፋሕ ክትሰርሓሉ ምዃና ገሊጻ።
መንግስታዊ ኣገልግሎት [...]
ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ
Radio Erena: 02 February 2023
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ከምዝሰደደት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት፣ ሑሰን ሸኽ ዓሊ ገሊጹ።
ንሱ፣ ምስ ድ [...]