Author: amanuel
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ
Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ።
ብደረጃ ዓለም ልዑል ተነባብነት ዘለዋ ዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተኻየደ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ
Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኣብ እትርከብ ከተማ ፍኖተ ሰላም ብዝተኻየድ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
ኣብቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ [...]
ኤርትራ፡ ካብ 19 ክሳብ 27 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023
ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ፡ ካብ ቀዳም19 ክሳብ ሰንበት 27 ነሓሰ 2023፡ ኣብ ሃንጋሪ፣ ከተማ ቡዳፐሽት ኣብ ዝሰላሰል፡ መበል 19 ውድድር ሻምፕዮን ኣትለቲክ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ
Radio Erena: Monday, 14 August 2023
እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓኖም፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ኣለዎም ዝተባህሉ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ከምዘውጽአት ኣፍሊጣ።
ሚኒስትሪ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን
Radio Erena: Monday, 14 August 2023
ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን።
ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ኦስቲን፣ ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣ [...]
ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: Monday, 14 August 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ እምነቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ጴንጠቆስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ።
ንመሰል ኣመንቲ ክርስትና ዝጣበቕ፣ ባ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ
Radio Erena: Sunday, 13 August 2023
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ክወሃቦ ጸዊዑ።
ኣምባሳደር ዳረን ወልች፤ ንፍልይቲ ልእኽቲ ብሪጣንያ ኣብ [...]
ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ
Radio Erena: Sunday, 13 August 2023
ኬንያን ሶማልን ካብን ናብን ሞቓድሾ ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ንምሃብ ተሳማሚዐን።
ሚኒስተር ትራንስፖርት ኬንያ ኪፕቹምባ ሙርኮመን፤ ምስ ሶማላዊት መዘንኡ ፋርዶውዛ ዑ [...]
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ
Radio Erena: Sunday, 13 August 2023
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ፤ ከምዘይተቐበለቶ ተገሊጹ።
ሰበስልጣን ግብጺ ብዓርቢ 11 ነሓሰ ንዎል ስትሪ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና
Radio Erena: Saturday, 12 August 2023
Radio Erena · ቀዳም 12 ነሓሰ 2023
[...]