Author: amanuel

1 117 118 119 120 121 567 1190 / 5666
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝካየድ መጥቃዕቲ ንዘጋጥም ዘሎ ብድሆታት ንምምካት ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣካይዱ

Radio Erena: Thursday, 21 September 2023 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ገስጋስ መጥቃዕቲ ሰራዊት እታ ሃገር ኣንጻር ኣልሸባብ ብድሆታት ገጢምዎ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ምቅይያር ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት [...]
መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን ከምኡ ድማ ረድ-ሲ ፕረስን፣ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል ተዓዋቲ ሽልማት ፔን ኤርትራ ኮይኑ

መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን ከምኡ ድማ ረድ-ሲ ፕረስን፣ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል ተዓዋቲ ሽልማት ፔን ኤርትራ ኮይኑ

Radio Erena: Thursday, 21 September 2023 መስራትን ወናኒን ቤት ማሕተም መጻሕፍቲ ኣፍሪቃ ወርልድ ፕረስን (Africa World Press)፡ ረድ-ሲ ፕረስን (The Red Sea Press) ካሳሁን ቸኮል፥ [...]
ኢጣልያ፣ ምስ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታትን ምትሕግጋዝን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳ

ኢጣልያ፣ ምስ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታትን ምትሕግጋዝን ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳ

Radio Erena: Thursday, 21 September 2023 ብዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ሻቕሎት እትርከብ ኢጣልያ፣ ምስተን ቀንዲ ምንጪ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን'የን ዝበለተን ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ምይይጥ ኣካይዳ። [...]
اندلاع اشتباكات بين مليشيات قبلية والجيش السوداني في مدينة بورتسودان بشرق السودان

اندلاع اشتباكات بين مليشيات قبلية والجيش السوداني في مدينة بورتسودان بشرق السودان

إذاعة إرينا 20.09.2023   في سابقة تعتبر الأولى من نوعها بعد اندلاع الموجهات بين الجيش السوداني والدعم السريع في أبريل الماضي ، وقعت اشتباكا [...]
ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ

ኮንጎ ብራዛቪል፣ ን39 ዓመት ኣብ ስልጣን ንዘሎ መራሒ ንምእላይ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ተባሂሉ ዝተጋውሐ ዜና ትነጽግ

Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023 ብኮንጎ ብራዛቪል ኣብ እትፍለጥ፣ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ን39 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ንዘሎ፣ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ ንምእላይ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕልዋ ከምዝተኻየደ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ

ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ተኻይዱ

Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023 ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ሚሊሻታት ቤጃን ግጭት ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ብ18 መስከረም ዝተወልዐ ግጭት፣ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ’ውን እንተኾነ ገበናት ኵናት ይቕጽል ምህላዉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም

ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ’ውን እንተኾነ ገበናት ኵናት ይቕጽል ምህላዉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም

Radio Erena: Wednesday, 20 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተኸተመ ስምምዕ ምቝራጽ ቶኽሲ'ውን እንተኾነ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ

ሱዳን፣ ኣብ ካርቱምን ፖርት ሱዳንን ክልተ መንግስታት ከይቀውም ይስጋእ

Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023 ኣብ ሱዳን፣ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ፖለቲካዊ መፍትሒ ክርከበሉ ብዘይምኽኣሉ፣ ብክልተ ወትሃደራውያን ሓይልታት መንግስታት ካርቱምን ፖርትሱዳንን ከይቀውም ኣስጊኡ። [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ግጭታት ዳግም ይጎሃሃር

Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ወሎ፣ ኣብ እትርከብ ከተማ ቆቦ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ። እቲ [...]
ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢታት ኦምሓጀር፣ ጎልጅን ተሰነይን፣ ናይ ኢትዮጵያ ቢራ ኣከፋፊልኩም ዝተባህሉ ነጋዶን ወነንቲ ንኣሽቱ ዱኳናትን ተኣሲሮም

ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢታት ኦምሓጀር፣ ጎልጅን ተሰነይን፣ ናይ ኢትዮጵያ ቢራ ኣከፋፊልኩም ዝተባህሉ ነጋዶን ወነንቲ ንኣሽቱ ዱኳናትን ተኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday, 19 September 2023 ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከባቢታት ኦምሓጀር፣ ጎልጅን ተሰነይን፣ ካብ ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተወዩ ቢራ ኣከፋፊልኩም ዝተባህሉ ነጋዶን ወነንቲ ንኣሽቱ ዱኳናትን [...]
1 117 118 119 120 121 567 1190 / 5666