Author: amanuel

1 101 102 103 104 105 243 1030 / 2427
ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝካየድ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 28 February 2023 ኤርትራ ኣብ ወርሒ መስከረም ናይዚ ዘለናዮ ዓመት ኣብ ዝካየድ ኬንያ እተአንግዶ ክሊማዊ ዋዕላ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ። እዚ ካብ ኣርባዕተ ክሳብ ሽዱሽተ መስከረም ክካየ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ

ሕብረት ኣፍሪቃ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ንዝሃቦ ‘ዓሌታዊ ጽልኢ ዘለዓዕል’ መደረ ኮኒኑ

Radio Erena: 27 February 2023 እቲ ሕብረት ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ቐይስ ሰይድ፤ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን 'ዓሌትና ክብርዙ ዝመጹ' ብምባል ብዝሃቦ መደረ፤ ቁጠዐ [...]
ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም

ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም

Radio Erena: 27 February 2023 ሰበስልጣን ክልል ትግራይ፤ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ንምቛም፤ ምድላዋት ወዲኦም ከምዘለዉ ማዕከን ዜና ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ዝቐውም ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ፤ኣባላ [...]
ቀታሊ ኒፕሲ ሃስል ን 60 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ቀታሊ ኒፕሲ ሃስል ን 60 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 24 February 2023 ኒፕሲ ሃስል ብዝብል ስም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ኤርምያስ ኣስገዶም ዝቐተለ ሰብ ን60 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ። ኣብ 2019፡ ኣብ ኣፍደገ ድኳኑ ዝተቐትለ ነፕሲ ሁሴል፡ ቀ [...]
ብርጣንያ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕቶ ዑቕባ ከቕርቡ ፈቒዳ

ብርጣንያ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕቶ ዑቕባ ከቕርቡ ፈቒዳ

Radio Erena: 24 February 2023 ብርጣንያ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዜጋታት ሓሙሽተ ሃገራት ናይ ዑቕባ ሕቶኦም፣ ብመሰረት ዝተዳለወ መሕተቲ ቅጥዒ ከቕርቡ ፈቒዳ። እታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ስደተኛታት ናብ ሩ [...]
ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብርሃም ሽልማት በርሊናለ ነፍቲ (Berlinale NEFTI) ዓቲሩ

ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብርሃም ሽልማት በርሊናለ ነፍቲ (Berlinale NEFTI) ዓቲሩ

Radio Erena: 23 February 2023 ኤርትራዊ ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብርሃም Home ብዝተሰምየት ፊልሙ ተዓዋቲ ሽልማት በርሊናለ ናፍቲ 2023 ኮይኑ። ስነ ጥበባዊ ናሆም ኣብታ ባዕሉ ከም ደራሲ፡ ኣላይን ኣፍራይን [...]
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 5ይ ደረጃ ሒዙ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 5ይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 23 February 2023 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ብረቡዕ 22 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ 4ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ መበል 5ይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ኣብ ሳልሳይ መድረኽ 1ይ ብምውጻእ [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ የንጸላሉ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ የንጸላሉ

Radio Erena: 23 February 2023 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንመበል 6ይ ተኸታታሊ ወቕቲ ሕጽረት ዝናብ ክኽሰት ከም ዝኽእል ተኣሚቱ። ክፍሊ ቁጠባዊ ትንበያን ትግባረን ኢጋድ ብረቡዕ 22 ለ [...]
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ኣደስኪሉ

Radio Erena: 22 February 2023 ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንእስራኤል ሂብዋ ዝነበረ ፍቓድ ናይ ተዓዛብነት መንበር ከም ዘደስከሎ ሓቢሩ። ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዝኾነት [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ናብ ኢጣልያ ኣትያ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ናብ ኢጣልያ ኣትያ

Radio Erena: 22 February 2023 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 156 ስደተኛታት ብ19 ለካቲት ናብ ኢጣልያ ኣትዮም። ክልተ ደቂ ኣንስትዮን 28 ትሕቲ ዕድመ ህጻናትን ዝርከብዎም 156 ስደተኛታት 16 ለካቲት ካብ ሊ [...]
1 101 102 103 104 105 243 1030 / 2427