Category: ሰብኣዊ መሰላት

1 2 10 / 15 POSTS
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 3 ሽሕ ሄክታር ዝባደመ መሬት ንምልማዕ ይውስና

ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ 3 ሽሕ ሄክታር ዝባደመ መሬት ንምልማዕ ይውስና

Radio Erena: 21 March 2019 ኤርትራ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ 3 ሽሕ ሄክታር ዝባደመ መሬት ከልምዓ ምዃነን ውድብ መግብን ሕርሻን ዓለም (FAO) ኣፍሊጡ። ክኢላታት ሕርሻን ምልማዕ መሬትን Read More
ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሶማል መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ እዩ

ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሶማል መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ እዩ

Radio Erena: 20 January 2019 ሓያሎ ኣባላት ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ብዝነጥፍ ዘሎ ኣልሸባብ ብዝወረዶም መጥቃዕቲ ተቐቲሎም ተባሂሉ ክዝርጋሕ ዝቐነየ ዜና ሓቂ ምዃኑ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ Read More
ኤርትራ፣ ሑጻ ዘመላለሳ ናይ ጽዕነት መካይን ተኣጊደን ምህላወን ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ሑጻ ዘመላለሳ ናይ ጽዕነት መካይን ተኣጊደን ምህላወን ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 December 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ሑጻ ዘመላልሳ ናይ ጽዕነት መካይን ተኣጊደን ከምዘለዋ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ሑጻ ጽዒነን ክንቀሳቐሳ ዝተታሕዛ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ኣብ ከባቢ ሓዲ ሃሎ ተኣኪበን ከም Read More
ግብጽን ሱዳንን ወትሃደራዊ ምሕዝነተን ንምድልዳል ተወሳኺ ርክባት የካይዳ

ግብጽን ሱዳንን ወትሃደራዊ ምሕዝነተን ንምድልዳል ተወሳኺ ርክባት የካይዳ

Radio Erena: 12 December 2018 ግብጽን ሱዳንን ዝምስርትኦ ዘለዋ ወትሃደራዊ ምሕዝነት ንምድልዳሉ ዝዓለመ ርክባት ኣካይደን። ኣብ ግብጺ ምብጻሕ ዘካየደ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል፣ ጀነራል ዓዋድ ኢብን ዓውፍ ዝምራሕ ላዕለዋይ ል Read More
ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፣ ንስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ንኻልኣይ እዋኖም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፣ ንስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ንኻልኣይ እዋኖም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 08 February 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ርዋንዳን እስራኤልን ዘካይድኦ ዘለዋ ስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ኣብ ክልተ ቅነ፣ ንኻልኣይ እዋኖም ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶ Read More
10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

Radio Erena: 11 December 2017 10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ትማሊ ሰንበት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ብደረጃ ዓለም ኣብ ፓሪስ ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ነቲ ኣብ 1948 ንዝተኸተመ Read More
ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ

ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 05 November 2017 ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ። እዚ ኢትዮጵያ ዝልገሰላ ዘሎ ፋይናንስያዊ ሓገዝ፣ ኣብ ጽላታት ሕርሻን ትምህርትን ዝውዕል ምዃኑ ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት Read More
ፕረዚደንት ኣልበሽር ናብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ክፍጽም’ዩ

ፕረዚደንት ኣልበሽር ናብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ክፍጽም’ዩ

Radio Erena: 06 July 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ሩስያዊ መዘንኡ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ናብ ሞስኮ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። ቭላድሚር ፑቲን ነቲ ኤርትራ እትርከበን ሒደት ሃገራት ኣፍሪቃ ጥራይ ዝገ Read More
ዋሕዲ ባጤራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ዚምባብዌ፣ ተማሃሮ ጤሌ-በጊዕ ክኸፍሉ ትሓትት

ዋሕዲ ባጤራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ዚምባብዌ፣ ተማሃሮ ጤሌ-በጊዕ ክኸፍሉ ትሓትት

Radio Erena: 19 April 2017 ሓድሽ ባጤራ ድሕሪ ዘተኣታተወት ዚምባብዌ፣ ዋሕዲ ኣብ ዕዳጋ ዝንቀሳቐስ ባጤራ ብኸቢድ ጸለዩ ብምህላዉ፣ ተማህሮ ዓመታዊ ክፍሊቶም ብጤሌ በጊዕ ክኸፍሉ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር ላዛ Read More

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግዳያት ይኾኑ ኣለዉ

ፖሊስ ስዑዲ ዓረብ፣ ዘይሕጋውያን ወጻእተኛታት ንምህዳን ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ጽዑቕ ግፋ ሓደ ኤርትራዊ ከምዝተቐትለ ንጋዜጣ ኦካዝ ብምጥቃስ ምንጭታትና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ብዛዕባ'ቲ ተቐቲሉ ዝብሃል ዘሎ ኤርትራዊ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ክርከብ Read More
1 2 10 / 15 POSTS