Category: Human Rights

1 2 3 20 / 24
ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፣ ንስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ንኻልኣይ እዋኖም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፣ ንስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ንኻልኣይ እዋኖም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 08 February 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ርዋንዳን እስራኤልን ዘካይድኦ ዘለዋ ስምምዕ ምስጓግ ስደተኛታት ንምኹናን ኣብ ክልተ ቅነ፣ ንኻልኣይ እዋኖም ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶ [...]
10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ

Radio Erena: 11 December 2017 10 ታሕሳስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ትማሊ ሰንበት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ብደረጃ ዓለም ኣብ ፓሪስ ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ነቲ ኣብ 1948 ንዝተኸተመ [...]
ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ

ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 05 November 2017 ጀርመን ናይ 212.6 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ንኢትዮጵያ ክትህብ ምናዃ ኣፍሊጣ። እዚ ኢትዮጵያ ዝልገሰላ ዘሎ ፋይናንስያዊ ሓገዝ፣ ኣብ ጽላታት ሕርሻን ትምህርትን ዝውዕል ምዃኑ ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር ናብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ክፍጽም’ዩ

ፕረዚደንት ኣልበሽር ናብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ዑደት ክፍጽም’ዩ

Radio Erena: 06 July 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ሩስያዊ መዘንኡ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ናብ ሞስኮ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። ቭላድሚር ፑቲን ነቲ ኤርትራ እትርከበን ሒደት ሃገራት ኣፍሪቃ ጥራይ ዝገ [...]
ዋሕዲ ባጤራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ዚምባብዌ፣ ተማሃሮ ጤሌ-በጊዕ ክኸፍሉ ትሓትት

ዋሕዲ ባጤራ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ዚምባብዌ፣ ተማሃሮ ጤሌ-በጊዕ ክኸፍሉ ትሓትት

Radio Erena: 19 April 2017 ሓድሽ ባጤራ ድሕሪ ዘተኣታተወት ዚምባብዌ፣ ዋሕዲ ኣብ ዕዳጋ ዝንቀሳቐስ ባጤራ ብኸቢድ ጸለዩ ብምህላዉ፣ ተማህሮ ዓመታዊ ክፍሊቶም ብጤሌ በጊዕ ክኸፍሉ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ትምህርቲ እታ ሃገር ላዛ [...]
Remember the pain?

Remember the pain?

ቀዳማይ ዓመት ዝኽሪ ህልቂት ኤርትራውያን ኣብ ላምፐዱዛ ድሕሪ'ቲ ንዓለም ዘሰምበደ፡ ኣብ ባሕሪ ኣፍደገ ላምፐዱዛ ዘጋጠመ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ንምዝካር "ብትረ-ኦቶብረ" (ሰለስተ ጥቅምቲ) ዝጽውዑ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ኢጣ [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግፋ፣ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ግዳያት ይኾኑ ኣለዉ

ፖሊስ ስዑዲ ዓረብ፣ ዘይሕጋውያን ወጻእተኛታት ንምህዳን ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ጽዑቕ ግፋ ሓደ ኤርትራዊ ከምዝተቐትለ ንጋዜጣ ኦካዝ ብምጥቃስ ምንጭታትና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ብዛዕባ'ቲ ተቐቲሉ ዝብሃል ዘሎ ኤርትራዊ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ክርከብ [...]

‘መንግስቲ ኤርትራ ክሸጦ’የ ዝብሎ ዘሎ ኣባይቲ ፖለቲካዊ ደገፍ ዲያስፖራ ንምርካብ’ዩ’ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ

መንግስቲ ኤርትራ ብስም ባንክ ንግድን ኣባይቲን ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን መንበሪ ኣባይቲ ብኤውሮ ክሸጠሎም ኣውጺእዎ ዘሎ ሓድሽ ውጥን፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ጥራይ ንምርካብ ዘይኮነ፣ ፖለቲካዊ ደገፍ ዳያስፖራ'ውን ንምርካብ ዝዓለመ'ዩ ክ [...]
1 2 3 20 / 24