Category: News
ኣብ ኤርትራ ምእሳር ላዕለዎት ሓለፍቲ ይቕጽል
ምስቲ ብሰኑይ 21 ጥሪ ኣብ ከባቢ ፎርቶ ዝተኻየደ ፍጻሜ ብዝተሓሓዝ ሓላፊ ውድባዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ ዓብደላ ጃብር፣ ኣምሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ሙስጦፎ ኑርሑሴን፣ ኮሎኔል ሳልሕ ዑስማንን ኮሎኔል ስዒድ ዓሊን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ሬድዮ ኤ [...]
”ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ” ሮጀር ኣኩ
ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ ነበር ሮጀር ኣኩ፣ 21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ወትሃደራዊ ኩነታት፣ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕለዋ’ዩ ኢልካ ምዝራብ ዝተጋነነ’ዩ ክብል ገሊጹ። እቲ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ፈረን [...]
ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ
ሰንበት 27 ጥሪ ኣብ ዝጅምር ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ከምዘላ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ዛጊት ተረጋጊጹ ብዘሎ ሓበሬታ ኣስታት 40 ዝኾኑ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብዚ ዓ [...]
ኣብ መዓስከር ሸገራብ፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ፣ ኤርትራውያን ኣንጸላልይዎም ካብ ዘሎ ናይ ጭውያታት ፍጻሜ ንምክልኻል ኣብ ዝሃቀንሉ እዋን ብዝተወልዐ ግጭት፣ ሓደ ኤርትራዊ ብጥይት ተሃሪሙ ቆሲሉ። እቲ ኣብ 20ን 21ን ጥሪ ኣብ ሸገረን ዝተኻየ [...]
መገሻ ፕ. ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ተሰሪዙ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሱዳን ከካይዶ ዝወጠነ መገሻ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተሰሪዙ። ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብቲ 27 ጥሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ቅድሚ ም [...]
ሰበር ዜና፣ ምቁጽጻር ሚኒስትሪ ዜና ብኣባላት ሰራዊት ኤርትራ
ኣብቲ ሚኒስትሪ ብእኩብ ከይወጹ ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና፣ ኣብዚ ቀረባ ናብቲ ትካል ዝተመደበት ጓል ንፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ኤልሳ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ከምእትርከቦም’ውን ተረጋጊጹ ኣሎ። ንጋዜጠኛ ኣስመላሽ ኣብርሃ ድማ [...]

ሚ.ብርሃነ ኣብርሀ፣ ናይ ሕክምና ጠለቡ ተነጺጉ
ካብ መዝነቱ ካብ ዝእለ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቝጺሩ ዘሎ ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፣ ብሰንኪ ናይ ጥዕና ጸገም ናብ ወጻኢ ከይዱ ንኽሕከንም ዘቕረቦ ጠለብ ብቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ከምእተነጽገ ምንጭታት ሬድዮ [...]
ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ
ኣብ ሶማል ንሰለስተ ዓመታት ብኣልሸባብ ተታሒዙ ዝጸንሐን ብመንጎኝነት መንግስቲ ኤርትራ ንምፍትሑ ጻዕርታት ይካየደሉ ዝነበረን ፈረንሳዊ ኣባል ስለያ ሓራ ንምውጻእ ብኮማንዶ ፈረንሳ ዝተኻየደ ስርሒት ፈሺሉ። እቲ ደኒስ ኣሌክስ ዝተ [...]
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን ሃገራት ምዃና ተሓቢሩ
ኣብ ወፍሪ ሓድሽ ተበግሶ ትወስድ ከምዘላ እትገልጽ ዘላ ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝተሓተ ቁጠባዊ ሓርነት ዘለወን 10 ሃገራት ዓለም ምዃና ንጸብጻብ ኣህጉራዊ ትካል ሄሪቴጅ ብምጥቃስ ሲኤንኤን ሓቢሩ። እቲ ዓመታዊ ንቁጠባዊ ኩነታት ሃ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ኣውስትርያዊ ተቐቲሉ
ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ባህር ዳር ኣብ ልዕሊ ኤውሮጳውያን በጻሕቲ ሃገራት ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ሓደ ኣውስትርያዊ ከምዝተቐትለ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኦስትርያ፣ ማርቲን ዌስ ንኣገልግ [...]