Category: News
U.S. Blames Eritrea Still Supporting Al Shabab Militant Group in Somalia
Radio Erena: December 10, 2013 The U.S state department has blamed again that Eritrea is still supporting Somalia's militant group Al Shabab. A repo [...]
Eritrea’s Football Coach Omer Ahmed and Eight Players Defect to Kenya During Cecafa Cup
The coach of the Eritrean national football team Omer Ahmed and eight of his players have disappeared in Kenya in order to defect, IBTimes UK can excl [...]
ትሽዓተ ኣባላት ሬድሲ ካመልስ ኣብ ኬንያ ከምዝተሰወሩ ይግለጽ ኣሎ
ብሬድሲ ካመልስ ናይ እትፍለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብ ግጥማት ሴካፋ ድሕሪ ተገሊፋ ናብ ኤርትራ ንምምላስ ኣብ እትዳለወሉ ዝነበረት እዋን ትሽዓተ ካብ ተጻወታ ከምዝጠፍኡ ምንጭታት ካብ ኬንያ ኣተንቢሆም። እዚ ዝግለጽ ዘሎ ኣቐዲሞም ክልተ [...]
መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘይቐጥታዊ ዘተ ንኸካይዱ፣ ስርዓት ካርቱም ናይ መንጎኝነት ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብመንጎኝነት ስርዓት ካርቱም ዘይቀጥታዊ ዘተ ንኸካይዱ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ተበግሶ ወሲዱ ከምዘሎ ተገሊጹ። እዚ ካብ ካርቱም ከምዝልሓዅ ዝግልጸ ዘሎ ዘይቐጥታዊ ዘተ መንግስታት ኤርትራ ኢትዮ [...]
በረራታት ንምጅማር ተዳልዩ ዘሎ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ነፈርቲ ንምክራይ ምስ ቻይናዊ ኩባንያ ይዘራረብ ከምዘሎ ተገሊጹ
መንገዲ ኣየር ኤርትራ በረርኡ ደው ድሕሪ ምባሉ፣ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ በረራታቱ ንምጅምራ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ ተዳልዩ ከምዘሎ ሲ.ኤች ኣቭየሽን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ብሓንቲ ንእሽቶ ና [...]
Khartoum mediating indirect talks between Ethiopia and Eritrea
Ethiopia and Eritrea are in secret talks mediated by Khartoum with a view to end the historic conflict between the two nations. Sudan’s President Omar [...]
ኤርትራ ብብልሽውና ምስተን ቀዳሞት 20 ሃገራት ዓለም ተሰሪዓ
ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ፣ ካብ 173 ሃገራት እታ ብብልሽውና ኣብ ቅድሚት እትስራዕ ሃገር ሶማል ክትከውን እንከላ፣ ኤርትራ ድማ 17 ደረጃ ጥራይ ድሒራ፣ ምስ ቀዳሞት 20 ተሰሪዓ ኣላ። እታ ብብልሽውና ዘይ [...]
ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ዜጋታቶም ተዋፊሮም ምህላዎም ተገሊጹ
ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ብዝልዓለ ከምዝነጥፉ ኣብ ሽወደንን ሆላንድን ዝተኻየደ መጽናዕታት ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ዶባት ንዝሰግሩ ሰባት ጅሆ ብምሓዝ ገንዘብ እንተዘይከፊሎም [...]
Eritrea’s military is trafficking the nation’s children, report says
Senior military officers kidnap and hold to ransom youngsters, and many are sold on to human traffickers, according to report Eritrean youths are bein [...]
ኣብ መዓስከር ሸገረብ፣ ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ጭውያ፣ ንስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩ
ኣብ መዓስከር ሸገረብ ብኣባላት ጸጥታ መግስቲ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምጭዋይ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩሎም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሜጀረ ሓጎስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ካብ ሃይፋ ጀዲዳ ዝተባህለ [...]