Category: News

እስራኤል፣ ንስደተኛታት ሞያዊ ስልጠና ክትህብ ምዃና ይግለጽ
Radio Erena: 23 June, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ንስደተኛታት ሓድሽ ናይ ትምህርቲ ዕድል ክህብ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣኦቭ ኣብ ዝልኣኾ ጸብጻብ፣ ሚኒስተሪ ትምህርቲ እስራኤል ኣብ ከባቢ ባርሸባ -ኒ [...]

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለት ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ብሉጽ መንእሰይ ተሰምዩ
Radio Erena: 23 June, 2014 ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲ.ኤን. ኩቤካ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ፡ ካብ ዓርቢ 20 ሰነ ክሳብ ትማሊ ሰንበት 22 ሰነ፡ ኣብ ፈረንሳ ክካየድ ኣብ ዝቐነየ፡ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ [...]

ካናዳ ብሰንኪ ምእካብ ዘይሕጋዊ 2%፣ ንቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ክትዓጽዎ ከምእትኽእል ተጠንቕቕ
Radio Erena: 23 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ካብ ዝርከቡ ኤርትራውን ዝእክቦ ዘይሕጋዊ ክልተ ካብ ሚእቲ ይቕጽሎ ከምዘሎ ብመርትዖ እንተተረጋጊጹ፣ ካናዳ ተወሳኺ ስጉምቲ ክትወስድ ከምእትኽእል ተጠንቕቕ። ማዕከናት [...]

ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብረዚን ሓላፍነት ዘኪሮማ ውዒሎም
Radio Erena: 23 June, 2014 ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውትያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ረዚን ሓላፍነት ዘኪሮማ ውዒሎም። ካብ ኢትዮጵያ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣመሪካ፣ [...]

ካቢነ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ገንዘብ ከይልእኩ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቑ
Radio Erena: 19 June, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ነናብ ዓዶም ገንዘብ ከይልእኩ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ባይቶ እስራኤል- ክነሰት ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ ብዘይካ’ዞ ካብ እስራኤል ጠቕሊሎም ዝወጹ ስደተኛታት [...]

Knesset approves law barring ‘infiltrators’ from transferring money abroad
Radio Erena: 19 June, 2014 Amendment to the Law for the Prevention of Infiltration stipulates that migrants cannot send property while they are in Is [...]

Eritrea consulate still extorting ‘diaspora tax’ in Canada, a year after top diplomat expelled over scheme
Radio Erena: 19 June, 2014 A year after Ottawa expelled the consul-general of Eritrea to put a stop to a money-making scheme his regime had set up in [...]

Thousands of Eritreans flee human rights abuses in their country says UN expert
Radio Erena: 19 June, 2014 (UN)The international community has been urged to address "recurrent" human rights violations in Eritrea which have led to [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ብዘይፍቓድን ካብ ሕጊ ወጻእን ተሰሪሑ ንዝበሎ ኣባይቲ ኣፍሪሱ
Radio Erena: 18 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ምምሕዳር ጸጸራት ከባቢ ቤት መኻእ ብዘይፍቓድን ካብ ሕጊ ወጻእን ተሰሪሑ ንዝበሎ ሓይሎ ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ካብ ኣስመራ ዝተላእከልና ጸብጻባት የመልክት። ብመሰረት እቲ ዝተ [...]