Category: News

1 895 896 897 898 899 957 8970 / 9570
ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ንምምላሶም ጎነጽ ይጥቐሙ ኣለዉ

ሓይልታት ጸጥታ እስራኤል፣ ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ንዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ናብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ንምምላሶም ጎነጽ ይጥቐሙ ኣለዉ

Radio Erena: 30 June, 2014 መንግስቲ እስራኤል ፍሉያት ሓይልታት ብምውፋር፣ ነቶም ኣብ ሲናይ ተቓውሞ ዘካይዱ ዘለዉ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብሓይሊ ኣብ መካይን እናጸዓነ ናብቲ ተዳጕኖምሉ ዝነበሩ [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝጸንሐ ጫት ብሕጊ ደው ኣቢላቶ

ብሪጣንያ፣ ካብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝጸንሐ ጫት ብሕጊ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 30 June, 2014 ብሪጣንያ ካብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ዝጸንሐ ጫት፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ብሕጊ ከምዝኸልከለቶ ኣፍሊጣ። ጫት ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኤውሮጳ ብህጊ ኩልኩል እኳተኾነ፣ ናብ ብሪጣንያ ግና ብሕጋዊ መንገዲ [...]
ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ሖሎት-እስራኤል ናብ ሲናይ ይምለሱ ኣለዉ

ኣስታት ሓደ ሽሕ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ሖሎት-እስራኤል ናብ ሲናይ ይምለሱ ኣለዉ

Radio Erena: 27 June 2014 ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት ከካይድዎ ዝጸንሑ ተቓውሞ ብምቕጻል፣ ናብ ሲናይ የምርሑ ምህላዎም ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣቪቭ ኣረጋጊጹ። እ [...]
For the third time in history, after North Korea and Syria, UN established a Commission to investigate Human rights violations in Eritrea

For the third time in history, after North Korea and Syria, UN established a Commission to investigate Human rights violations in Eritrea

Radio Erena: 27 June, 2014 The U.N. Human Rights Council agreed on Friday to set up a year-long inquiry into human rights in Eritrea, similar to prev [...]
ው.ሕ.ሃ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እትምርምር ኮሚሽን ኣቝሙ

ው.ሕ.ሃ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እትምርምር ኮሚሽን ኣቝሙ

Radio Erena: 27 June, 2014 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ኮሚሽን ክትቐውም ወሲኑ። እታ ኮሚሽን ሰለስተ ኣባላት ዘለውዋ ኮይና፣ ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንኸተጻ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2009 ብኣልማማ ዝኣሰሮም ህቡባት ገጠምትን ኣባላት ሬድዮ ባናን ከቢድ ስቓይ የሕልፉ ከምዘለዉ፣ ንኣርባዕተ ዓመታት ምስኦም ተኣሲሩ ዝነበረ ገጣማይ ኣረጋጊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2009 ብኣልማማ ዝኣሰሮም ህቡባት ገጠምትን ኣባላት ሬድዮ ባናን ከቢድ ስቓይ የሕልፉ ከምዘለዉ፣ ንኣርባዕተ ዓመታት ምስኦም ተኣሲሩ ዝነበረ ገጣማይ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 27 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 22 ለካቲት 2009 ብኣልማማ ካብ ዝኣሰሮም ገጠምትን ስነ ጥበባውያንን ዝርከብዎም ኣባላት ሬድዮ ባና፣ ኣብ ማይ ስርዋ ከቢድ ስቓይ ከምዘሕለፉን ኣስታት 30 ካብኣቶም ድማ [...]
ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ንሕግታት ዑቕባ ይጥሕሱ ኣለዉ ክትብል ደጊማ ተጠንቕቕ

ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ንሕግታት ዑቕባ ይጥሕሱ ኣለዉ ክትብል ደጊማ ተጠንቕቕ

Radio Erena: 27 June, 2014 ኣብ ኖርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን፣ ሕግታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ይጥሕሱ ከምዘለዉ ዳይረክተር ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ፍሮድ ፎርፋንግ ኣጠንቒቑ። ብፍላይ ክፍሊ ኢምግሬሽንን ስደተ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ተወሰኽቲ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ

መንግስቲ ኤርትራ ተወሰኽቲ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ

Radio Erena: 26 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዝጸንሐ 26 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ። እቶም ብሰሉስ 24 ሰነ ካብ ኤርትራ ዝተፋነዉ 26 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ትማሊ ናብ ወደባዊት ሖዴዳ ኣብ ዝኣተውሉ፣ ማሕበር [...]
ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ቀቲሉ

ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 26 June, 2014 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ-ሁስተን ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ጠንቑ ኣልኮላዊ መስተ’ዩ ክብላ ማዕከናት ዜና ሁስተን ገሊጸን። እቲ 31 ዓመት ዝዕድሚኡ ሚልዮን ዘገርግስ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት- እስራኤል ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት- እስራኤል ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 25 June, 2014 ኣብ እስራኤል ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ እሱራት ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ። እቶም እሱራት፣ ነቲ መዓልታዊ ንሰለስተ ግዜ ዝካየደሎም [...]
1 895 896 897 898 899 957 8970 / 9570