Category: News

ብእርጋን ተሰኒፉ ዘሎ ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ድሕሪ ምውዳቑ፣ ኣብታ ሃገር መዘራረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ
Radio Erena : 06 February 2015 ዘዋሪ ስልጣን ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተረከበ ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብ ከተማ ሃራረ ንደገፍቱ መደር ኣስምዑ ካብ መድረኽ እናወረደ ድሕሪ ምውዳቁ፣ [...]

ኡጋንዳ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከብ ሰራዊታ ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ተወሲኑ
Radio Erena : 06 February 2015 ኡጋንዳ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊታ ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ተወሲኑ። እዚ ዝተወሰነ፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን ድሕሪ ዝተገብረ ስም [...]

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ቢሻን ሓሬናን ካብ ዝገምገሞ ንላዕሊ ዕቑር ማዕድናት ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 February 2015 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ኣብ ኣብ ቢሻን ሓሬናን ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ዕቑር ጸጋታት ካብ ዝተገምገሞ ንላዕሊ ክዛይድ ከምዝኽእል ተገሊጹ። እቲ ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ኩባንያ፣ ኣብቲ ከባቢታት ኣ [...]

መንግስቲ ሱዳን ምስ ምምሕዳር ዋሽንግተን ዝተበትከ ዝምድንኡ ንምብርባር ይጽዕር
Radio Erena: 05 February 2015 መንግስቲ ሱዳን ምስ ምምሕዳር ዋሽንግተን ዝተበትከ ዝምድና ንምብርባር ጻዕርታት የካይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ ኣቐዲሙ ብመንገዲ ኣሳለጥቲ ምስ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ንምዝርራብ ናይ ' [...]

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ተቐቲሉ
Radio Erena: 05 February 2015 ኣመሪካ ኣብ ሶማል ዘካየደቶ ደብዳብ ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ። ኣብቲ ዲንሶር ኣብ ዝተባህለ ደቡባዊ ሶማል ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ዝተኻየደ፣ 45 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝተ [...]

ኣብ መበል 24 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሕንጸጽ እቲ ሕብረት ጸቕጢ ክገብር ጸዊዑ
Radio Erena: 04 February 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ መበል 24 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ብመንገዲ ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተሳተፈት ኤርትራ፣ ምሕንጻጽ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክትግበር ከምዝጸወዐት ዘ ሪፖርተ [...]

ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንዋሕዚ ስደተኛታት ክገትኦ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 04 February 2015 ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ ግጭትን ኣብ ልዕሊ በቲ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝፍትኑ ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ንዋሕዚ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክቕንሶ ከምዝኽእል [...]

ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ንሽልማት ናይ ሰላም ኖቤል 2015 ካብ ዝተረቑሑ ሰባት ሓደ ምዃኖም ተሓቢሩ
Radio Erena: 03 February 2015 ብማእከላይ ባሕሪ እናሰገሩ ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ኣብ ሓደጋ ዝወድቁ ንዘለዉ10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ ምሕጋዝ ዝነጥፉ ዘለዉ ኤርትራዊ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ ሓደ ካብ ሕጹያት ሽልማት ኖቤል 2 [...]

መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ምስጓግ መስርሕ ይቕጽሎ ኣሎ
Radio Erena : 03 February 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ካብ መዓስከራት ሸገረብን ከተማ ካርቱምን ዝገፈፎም ኤርትራውያን ናብ መንግስቲ ኤርትራ ምርካብ ይቕጽሎ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ካርቱምን ከሰላን ኣረጋጊጾም። ኣብ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ 47.52 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤለኢክትሪክ ዘመንጭዋ ክልተ ጀነሬተራት ካብ ቻይና ንምዕዳግ ተሰማሚዑ
Radio Erena : 03 February 2015 መንግስቲ ኤርትራ ፣ንዘጋጥም ዘሎ ሕጽረት ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ንምምላእ ካብ ቻይና ክልተ ተወሰኽቲ ጀነሬተራት ንምዕዳግ ስምምዕ ከቲሙ። ክልተ ኩባንያታት ቻይና፣ ነተን ጀነሬተራት ብመሰረ [...]