Category: News

Update: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት የመን ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ
Radio Erena: 29 April 2015 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ኩነታት የመን ንምዝርራብ ትማሊ ሮቡዕ 29 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ወራስ ዓራት እታ ሃገር [...]

ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንግዳያት ባሕሪን ኣረሜናዊ ዳዕሽን ዝገብርዎ ዘሎ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል
Radio Erena : 29 April 2015 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንግዳያት ባሕሪ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽን ዝገብርዎ ዘሎ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ካናዳ [...]

ፕረዚደንት ኬንያ ዝጸዓነት ነፋሪት ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምእታዋ፣ ብህጹጽ ክትምለስ መጠንቐቕታ ከምዝተዋህባ ምንጭታት ሓይሊ ኣየር ኣረጋጊጾም
Radio Erena : 29 April 2015 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዝጸዓነት ፍልይቲ ነፋሪት ብዘይፍቓድ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምእታዋ፣ ካብ ወገን ምክልኻል ክሊ ኣየር ኤርትራ ብዝተዋህባ መጠንቐቕታ ክትምለስ ከምዝተገደደት ምን [...]

ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር 94.5 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ
Radio Erena : 29 April 2015 ን26 ዓመታት ኣብ ስልጣን ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ልዕሊ 94.5 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተ [...]
ኤርትራ እትርከበን ብስደት ብኸቢድ ዝተጸልዋ ሃገራት ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ተሳቲፈን
Radio Erena: 28 April 2015 ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኻየደ ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝምልከት ዋዕላ ተሳቲፉ። እቲ ስደተኛታት ብብዝሒ ዘፍርያ ዘለዋ ሃገራትን ስደተኛታት ዝሓልፉለንን ዑቕባ ዝሓቱለንን ሃገራት ብሓ [...]

ኩለን ደቂንስትዮ ናብ ታዕሊም ዝወርዳሉ ግዜ ናብ ካልእ ኣዋን ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 28 April 2015 ን23 ሚያዝያ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ዝተነግረን ደቂንስትዮ ብብዝሒ ክርከባ ብዘይምኽኣለን ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ። ኩለን'ተን ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኤን ታዕሊም ዝግብአን ናብ ታዕሊም [...]

ኣልሸባብ፣ ሰለስተ ሰበ ስልጣን ሶማል ቀንጺሉ
Radio Erena: 28 April 2015 ተዳኺሙ'ዩ ክብሃል ዝጸንሐ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸብባ፣ ኣብ ሶማልን ኬንያን እቲ ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ምህክላዉ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ እቲ ሽበራዊ ጉጅለ ሰለስተ ስበ ስልጣን ፈደራላዊ መንግስ [...]

Update: ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንግዳያት ባሕሪን ኣረሜናዊ ዳዕሽን ሽምዓ ብምብራህ ይዝክሩ፣ ኣብ ኤርትራ ግና ብሰንኪ ራዕዲ ህዝቢ ሓዘኑ ብወግዒ ክገልጽ ኣይከኣለን
Radio Erena: 27 April 2015 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን ንግዳያት ባሕሪ ሜዲተራንያንን ኣብ ሊብያ ብኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንዝተቐትሉ ንጹሃት ስደተኛታትን ሽምዓ ብምብራህ ይዝክሩ ምህላዎም ካብ ዝተፈላ [...]

UNHCR፣ ኣብ ማእከላይ ባህሪ ካብ ዝጠሃሉ ኣስታት 700 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን’ዮም ክብል ምግላጹ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ
Radio Erena: 27 April 2015 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣስታት 700 ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን'ዮም ክብል ምግላጹ ንመን [...]

ሓይልታት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ(NATO) ኣብ ጅቡቲ ቤት ጽሕፈት ከፊቱ
Radio Erena: 27 April 2015 ብምትእኽኻብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝቖመ ወትሃደራዊ ሓይሊ ኔቶ ኣብ ጅቡቲ ቤት ጽሕፈት ዝኸፈትሉ ምኽንያት፣ ኣንጻር ሽፍትነት ባሕሪ ብሓባር ንምቅላስ ዝብል ጉልባብ እኳ እንተተዋህቦ፣ ኣብ የ [...]