Category: News
ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽርክነት ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 18 May 2015 ሽወደናዊ-ኤርትራዊ ሽወደንን ኤርትራን ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ዝተባህለ ሲቪካዊ ማሕበር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ናብ መንግስቲ ሽወደን ናይ ጻውዒት ደብዳቤ ልኢኹ። እቲ ማሕበር [...]
ፈረንሳ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ ሓደ ሽሕ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ መሊሳ
Radio Erena: 18 May 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣመና ገኒንሉ ኣብ ዘሎ፣ ፈረንሳ ነቲ ምስ ኢጣልያ ዘዳውባ ከባቢታት ብጽኑዕ ክትዓጹ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ማኑኤል ቫልስ ገሊጹ። ፈረንሳ [...]
ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሙን ኣብ ዝተረፎ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታታት ጸጥታዊ ጥንቃቐታት ክገብሩ ጸዊዓ
Radio Erena: 18 May 2015 ምርጫ ኢትዮጵያ ሓደ ሰሙን ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ ግዜ፣ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ይኹኑ ብሕጂ ክገሹ መደብ ዘለዎም ዜጋታታ ልዑል ጸጥታዊ ጥንቃቐ ክገብሩ ተማሕጺና። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪ [...]
ብዝጸረፍናዮ መስፈር ከይንጽረፍሲ…ኣይንጻረፍ
Radio Erena: 15 May 2015 ኣኽርያ 'ምበር ናፊቐዮ! ኣዛን-ተርሒም መስጊድ ሶማል ካብ ዘይሰምዕ እኮ ሽዱሽተ ዓመተይ ተቓሪቡ። ደወል-ቅዳሴ ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ከኣ'ሞ ሬሳ ወላዲተይ ካብ ዘፋነኽሉ 3 [...]
ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም፣ መራሕቲ ሃይማኖት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓባር ዝተሳተፍዎ ዝኽሪ ግዳያት ዳዒሽ ተኻይዱ
Radio Erena: 15 May 2015 ንግዳያት ኣረሜንኣዊ ጉጅለ ዳዒሽ ንምዝካር ትማሊ ሓሙስ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ፍሉይ መደብ ምክያዱ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሩ። ኣብቲ መራሕቲ ኣርባዕተ ኣብያተ ክርስትያናት ማለት ና [...]
ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ተሓባቢርካ ተባሂሉ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ
Radio Erena: 15 May 2015 ኣብ ዘይሕጋዊ ምስጋር ስደተኛታት ተሓባቢርካ ተባሂሉ ኣብ ኢጣልያ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ብ12 ግንቦት ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ክብላ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቲ መ [...]
ሱዳን፣ ዝተተምየነ ዶላር ካብ ኡጋንዳ ይውሕዝ ኣሎ ክትብል ወቒሳ
Radio Erena: 15 May 2015 መንግስቲ ሱዳን፣ ካብ ኡጋንዳ ዝነቐለ'ዩ ዝበሎ ዝተተምየነ ናይ ወጻኢ ባጤራ ናብታ ሃገር ይኣቱ ከምዘሎ ውቒሱ። ሱዳን ትሪቡን ምንጭታት ሃገርዊ ጸጥታን ድሕነት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣትሒዞም ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ኩባንያ ሓራት፣ ናይ ገሊኦም ደሃይ ክርከብ ኣይከኣለን
Radio Erena: 14 May 2015 መንግስቲ ኤርትራ ካብ መጀመርያ ወርሒ ሚያዝያ ኣትሒዙ ካብ ዝቀየዶም ሓያሎ ሰራሕተኛታት ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራትን ጋራጅ መንግስቲ ነበረን፣ ገሊኦም ዝኾነ ደሃይ ከምዘይብሎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ ዝጸዓነት ነፋሪት ጉዕዝኣ ብምስራዝ ክትምለስ ዝተገደትሉ ብሰንኪ ምኽሪ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 14 May 2015 ፕረዚደንት ኬንያ ዝጸዓነት ነፋሪት ካብ ጉዕዞኣ ብሃንደበት ክትምለስ ዝተገደደትሉ ምኽንያት ብሰንኪ ኢትዮጵያ ዝሃበቶ ምኽሪ ምዃኑ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣምልኪተን። መንግስቲ ኬንያ፣ ፕረዚደንት [...]
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ዝርከቦም 15 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ረሺኑ
Radio Erena: 14 May 2015 መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ንሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ዝርከቦም 15 ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ከምዝረሸነ ተገሊጹ። እቲ መራሒ፣ ንሚኒስተር ምክልኻል ህዮን ዮንግ ቾል ዝረሸነሉ ምኽንያት ኣብ [...]