Category: News

1 828 829 830 831 832 979 8300 / 9787
ሬክ ማሻር ምክትል ፕረዚደንት ንምዃን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ጁባ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ

ሬክ ማሻር ምክትል ፕረዚደንት ንምዃን ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ጁባ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ገሊጹ

Radio Erena: 22 September 2015 ተቓዋሚ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሬክ ማሻር፣ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ታሕሳስ ናብ ናይ ቀደም ስልጣኑ ክምለስ ትጽቢት ከምዘለዎ ሓቢሩ። ሬኽ ማሻር ኣቐዲሙ ናብ ዝነበሮ ናይ ምክትል ፕረዚደንት [...]
ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ንጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 21 September 2015 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ንዘቕረበቶ ጸብጻብ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽን፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምግሃስ ሰ [...]
መሰል ደቂ ሰብ ብምግሃስ ምስ ቀዳሞት እትስራዕ ስዑዲ ዓረብ፣ ንባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትመርሕ ተመዚዛ

መሰል ደቂ ሰብ ብምግሃስ ምስ ቀዳሞት እትስራዕ ስዑዲ ዓረብ፣ ንባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትመርሕ ተመዚዛ

Radio Erena: 21 September 2015 ሕቡራት ሃገራት፣ ነታ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብቀዳመነት ካብ ዝጥቐሳ ሃገራት ዓለም ሓንቲ ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ንባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ክትመርሕ ምምዛዙ ተነቒፉ። እቲ ኣህጉራዊ ውድብ፣ ኣ [...]
ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ኣገልግሎት ናይ ከተማ ባቡር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ

ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ኣገልግሎት ናይ ከተማ ባቡር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ

Radio Erena: 21 September 2015 ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝረካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ መጀመርያ ዝኾነ ኣገልግሎት ናይ ከተማ ባቡር ወይ ትራም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጀሚሩ። እዚ ትማሊ ሰንበት 20 መስከረም ብወግዒ ንዝህቢ ኣገልግ [...]
ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተደናጉዩ ዘሎ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ክኽትሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ተደናጉዩ ዘሎ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይዚ ዓመት ክኽትሞ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 18 September 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ልዕሊ 200 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ንምብርካት፣ ኣብዚ ዝመጽእ እዋርሕ ስምምዕ ክኽተም ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሕበርት ንመንግስቲ ኤር [...]
ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዙ

ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዙ

Radio Erena: 18 September 2015 ምምሕዳር ከተማ ፓሪስ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ንዝርከብዎም ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ንዝጸንሑ ኣስታት 800 ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ኣግዒዝዎም። እቶም ኣብ ማእከል ፓሪስን [...]
ዘርእሰናይ ታደሰ፣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

ዘርእሰናይ ታደሰ፣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ

Radio Erena: 18 September 2015 ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 11 ውድድር መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቅድድም ፍርቂ ማራቶን ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ኣትለት ዘርእሰናይ ታደሰ ቀዳማይ ኮይኑ ብምውጻእ ወርቂ ማ [...]
ብእርጋን ተሰኒፉ ዘሎ ፕረዚደንት ሮበትር ሙጋበ፣ ቅድሚ ወርሒ ዘሕለፎ መልእኽቲ ብጌጋ ደጊሙ ንፓርላማ ኣንቢብሎም

ብእርጋን ተሰኒፉ ዘሎ ፕረዚደንት ሮበትር ሙጋበ፣ ቅድሚ ወርሒ ዘሕለፎ መልእኽቲ ብጌጋ ደጊሙ ንፓርላማ ኣንቢብሎም

Radio Erena: 17 September 2015 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዘንበቦ መልእኽቲ ብጌጋ ንፓርላማ ደጊሙ ምንባቡ ኣብታ ሃገር ኣዘራራቢ ኮይኑ። እቲ ፕረዚደንት ቅድሚ ሓደ ወርሒ፣ ካብ ወረቀት እናንበበ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ ድሕሪ 10 ዓመታት ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 17 September 2015 ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሩ ሙሰቬኒ፣ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳንን ካልእ ዞባዊ ጉዳያትን ምስ ፕረዚደንት ኣልበሽር ንምዝርራብ ኣብ ካርቱም ወግዓዊ ናይ ስራሕ ፈጺሙ። ፕረዚደንት ኡጋንዳ ናብ ሱዳን [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም

ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቂሮም

Radio Erena: 17 September 2015 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ገማግም ባሕሪ የመን፣ 70 ህንዳውያን ባሕረኛታት ኣብ መንጎ ኵናት ተቐርቒሮም ከምዘለዉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ኣፍሊጡ። እቶም ህንዳውያን ባሕረኛታት ናብ ገማግም ባ [...]
1 828 829 830 831 832 979 8300 / 9787