Category: News
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ዓወታት ኣመዝጊቦም
Radio Erena: 21 November 2016 ካብ ሰንበት13 ክሳብ ትማሊ 20 ሕዳር ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ዙር ሩዋንዳ 2016 ምስ ሰለስተ ክለባት ተጸንቢሮም ዝተቐዳደሙ ኤርትራውያን ኣንጸባራቒ ዓወት ኣመዝጊቦም። ትማሊ ኣብ ዝተኻ [...]
ሞሮኮ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ
Radio Erena: 21 November 2016 ሞሮኮ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ 2.4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ንምክያድ ስምምዕ ከምዝኸተመት፣ ማዕከናት ዜና ካብ ራባት ሓቢረን። እቲ ስምምዕ ዝተኸተመ ንጉስ ሞሮኮ መሓመድ ሻድሻይ፣ ብዓርቢ 18 ሕዳ [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ን19 ምሩዃት ኵናት ኤርትራ ናጻ ለቒቑ
Radio Erena: 18 November 2016 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ካብ ግንቦት 2008 ኣትሒዞም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 19 ምሩዃት ኵናት ኤርትራ ናጻ ከምዝለቐቐ፣ ኣብ ለንደን ዝመደበሩ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ና [...]
ስርሒት ‘ሽቓቕ’
Radio Erena: 18 November 2016 "ልእልቲ ዲያና ነዛ ዓለም ማንካ ከይልዓለትላ ሓሊፋ" ኣንበበት ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፣ ኣብ ናይ ሰኑይ 1 መስከረም 1997 ፈነወኣ። ብሰሙኑ ልእልቲ ዲያና ኣርእስተ ዜና ቀነየት። [...]
ህቡብ ደራፋይ ፒተር ጋብሪኤል፣ ምእንቲ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ይጉስጉስ
Radio Erena: 18 November 2016 ሓደ ካብ ህቡባት ደረፍቲ ዓለምና፣ ፒተር ጋብሪኤል፣ ምእንቲ'ቲ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዙ ምስ ሓያሎ ኤርትራውያ ጋዜጠኛታት ብጾቱ፣ ብመንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝእሰር ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ፣ ዳዊ [...]
ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝበኣሰ ኩነታት ናጽነት ፕረስ ዘለወን ሓሙሽተ ሃገራት ዓለም ምዃና Freedom House ገሊጹ
Radio Erena: 18 November 2016 ኤርትራ ሓንቲ ካብተን ዝበኣሰ ኩነታት ናጽነት ፕረስ ዘለወን ሓሙሽተ ሃገራት ዓለም ምዃና Freedom House ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2016 ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝምወል [...]
ቻይናን ጅቡቲን ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 18 November 2016 ምክትል ፕረዚደንት ቻይና ሊ ዩዋንሸዋ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጅቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ምክትል ፕረዚደንት ብ15 ሕዳር ጅቡቲ ድሕሪ ምእታው ምስ ፕረዚደንት [...]
ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ኣስመራ፣ ብተኸታታሊ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣቋሪጹ
Radio Erena: 17 November 2016 ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ከተማ ኣስመራ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ብተኸታታሊ ኣቋሪጹ ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣብ ኤርትራ፣ ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብዚ ዝ [...]
ፕረዚደንት ኣል ሲሲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዘለዉ ክልተ ግብጻውያን ምስ ኤምባሲኦም ክራኸቡ ሓቲቱ
Radio Erena: 17 November 2016 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝርከቡ ግብጻውያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝርከብ ኤምባሲኦም ክብጽሑ ክፍቀደሎም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳ [...]
ኣመሪካን የመንን ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ይፈላለያ
Radio Erena: 17 November 2016 ስምምዕ ግዝያዊ ምቁራጽ ቶኽሲ የመን ኣብ 17 ሕዳር ግብራዊ ክኸውን ምዃኑ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ኬሪ ሓቢሩ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ፣ ነዚ ዝሓበረ፣ ኣብ ዖማን ኣብ [...]