Category: News

1 724 725 726 727 728 979 7260 / 9784
ሱዳን፣ ብክሲ ስለያ ን20 ዓመታት ክእሰር ዝፈረደቶ ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ምሕረት ጌራትሉ

ሱዳን፣ ብክሲ ስለያ ን20 ዓመታት ክእሰር ዝፈረደቶ ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ምሕረት ጌራትሉ

Radio Erena: 02 March 2017 ሱዳን ብክሲ ስለያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ናጻ ከምዝፈወነቶ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቸክ ሪፖብሊክ ኣፍሊጡ። እቲ ፐትር ጃሰክ ዝተባህለ ወጻእተኛ፣ ናብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምእ [...]
ማሊዥያ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ብምሻጥ ዝተኸሰሰ ኩባንያ ክትዓጽዎ ምዃና ኣፍሊጣ

ማሊዥያ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ብምሻጥ ዝተኸሰሰ ኩባንያ ክትዓጽዎ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 01 March 2017 ብመሸጣ ወትሃደራዊ ንዋት ተጠርጡሩ ዘሎ ኣብ ማሊዥያ ዝርከብ ምስ ሰሜን ኮርያ ምትእስሳር ዘለዎ ክልተ ክልተኩባንያታት ክዕጾ ምዃኑ ኣዛዚ ፖሊስ ማሊዥያ ኣፍሊጡ። ሓደ ካብቲ ኣብ ማሊዥያ ዝርከብ ም [...]
ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ይፍጽም

ፕረዚደንት ጅቡቲ፣ ኣብ ፈረንሳ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ይፍጽም

Radio Erena: 01 March 2017 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ትማሊ 28 ለካቲት ፓሪስ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቱ ብዘይካ'ቲ ም [...]
ኣብ ሱዳን ዝተሰነዐ ቪዛ ክሸይጥ ከምዝጸንሐ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተታሒዙ

ኣብ ሱዳን ዝተሰነዐ ቪዛ ክሸይጥ ከምዝጸንሐ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተታሒዙ

Radio Erena: 28 February 2017 ኣብ ሱዳን፣ ዝተሰንዐ ቪዛ ክሸይጥ ከምዝጸንሐ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ካርቱም ከምዝተኣስረ ኣል ኒለን ዝተባህለት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ጀብራ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ናይ ካርቱ [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ብምሻጥ፣ ኣህጉራዊ እገዳ ትጥሕስ ምህላዋ ተወቒሳ

ሰሜን ኮርያ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ብምሻጥ፣ ኣህጉራዊ እገዳ ትጥሕስ ምህላዋ ተወቒሳ

Radio Erena: 28 February 2017 ሰሜን ኮርያ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት ወትሃደራዊ ንዋት ብምሻጥ፣ ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ ኣህጉራዊ እገዳ ትጥሕስ ምህላዋ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ። ሰሜን ኮር [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ትወዳደር ኣላ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ትወዳደር ኣላ

Radio Erena: 28 February 2017 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ኣፍሪቃ ብደረጅኡ ኣብ ቀዳማይ ተርታ ዝስራዕ፡ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቱር ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፡ ወይ ዙር ጋቦን ትወዳደር ኣላ [...]
ወላዲ ናይቲ፣ ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ኣብ ዝኣዘዞ ናይ የመን ስርሒት ዝተቐትለ ኣመሪካዊ፣ ምስቲ ፕረዚደንት ንምርኻብ ዝቐረበሉ መደብ ነጺግዎ

ወላዲ ናይቲ፣ ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ኣብ ዝኣዘዞ ናይ የመን ስርሒት ዝተቐትለ ኣመሪካዊ፣ ምስቲ ፕረዚደንት ንምርኻብ ዝቐረበሉ መደብ ነጺግዎ

Radio Erena: 28 February 2017 ወላዲ ናይቲ፣ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስልጣን ዝመጸለን ፈለማ መዓልታት፣ ኣብ ዝኣዘዞ ናይ የመን ስርሒት ኮማንዶ ዝተቐትለ ኣመሪካዊ ወትሃደር፣ ምስቲ ፕረዚደንት ንምርኻብ ዝነበረ መደብ ከምዝነጸ [...]
ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ 28 ሰባት ናጻ ከምዝወጹ ተሓቢሩ

ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ 28 ሰባት ናጻ ከምዝወጹ ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 February 2017 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዞባ ከሰላ፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ዝጸንሑ 28 ሰባት ፣ ብዝተኻየደ ወትሃደራዊ ስርሒት ናጻ ከምዝወጹ ተሓቢሩ። ሬድዮ ዳባንጋ፣ ንኣዛዚ ናይቲ ሰሉስ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

ፍሉይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 27 February 2017 ከም መቐጸልታ ናይቲ ሃገራት ኤውሮጳ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝርራብ ወኪላተን ናብ ኤርትራ ዝልእካ ዘለዋ፣ ፍሉይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኒኮላስ ከይ ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍርቃ ኣንጻር ወጻእተኛታት ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

ኣብ ደቡብ ኣፍርቃ ኣንጻር ወጻእተኛታት ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 27 February 2017 ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ብዘካየድዎ ዘለዉ ናዕብን መጥቃዕታትን፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ ሬ [...]
1 724 725 726 727 728 979 7260 / 9784