Category: News
ፖሊሲ ምፍራስ ኣባይቲ መንግስቲ ኤርትራ ንከተማ ሓጋዝ’ውን ኣረኻኺቡላ
Radio Erena: 13 April 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ ከካይዶ ዝጸንሐ ምዕናይ ኣባይቲ፣ ኣብ ሓጋዝ ሓያሎ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣባይቶም ክዓኑ ምዃኑ ዝ [...]
ብሕ/ሃ ዝተመዘዘ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኤርትራን ሶማልያን ዝምልከት ጸብጻብ ናብ ባይቶ ጸጥታ ከቕርብ’ዩ
Radio Erena: 13 April 2017 ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልያን፣ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኤርትራን ሶማልያን ዝምልከት ጸብጻብ ናብ ባይቶ ጸጥታ ከቕርብ'ዩ። እቲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሎሚ 13 ሚያዝያ ኣ [...]
ናብ ሱዳን ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ክሓቱ ዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ኣሸበርቲ ንምቁጽጻር’ዩ ምዃኑ መንግስቲ ሱዳን ገሊጹ
Radio Erena: 13 April 2017 ናብ ሱዳን ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ኣቐዲሞም ቪዛ ክሓቱ ዝወጸ ሓድሽ ኣዋጅ፣ ኣሸበርቲ ንምቁጽጻር'ዩ ክብል መንግስቱ ሱዳን ገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ኣብ መግለጺኡ፣ ነ [...]
ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ኣህጉራዊ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን መበል 15 ዓመቱ የቑጽር
Radio Erena: 12 April 2017 ብሰንኪ ኣብያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት ኣብ ግብሪ ዘይውዓለ ናይ መወዳእታን ቀያድን ኣህጉራዊ ብይን ኮሚሽን ዶብ መበል 15 ዓመቱ ኣቝጺሩ። መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብዶብ ኣሳቢቦም ኣብ [...]
“ቀጠር ምስ ኢትዮጵያ ስትራቴጅያዊ ዝምድና ምምስራታ ኣብ ቅኑዕ መኣዝን’ያ ዘላ፣” ኣሚር ቀጠር
Radio Erena: 12 April 2017 ቀጠር ምስ ኢትዮጵያ ስትራቴጅያዊ ዝምድና ምምስራታ ኣብ ቅኑዕ መኣዝን'ያ ዘላ ክብል ኣሚር ቀጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሓማድ ኣል ታኒ ገሊጹ። ኣሚር ቀጠር፣ ነዚ ዝገለጸ ብሰኑይ 10 ሚያዝያ ምስ ቀዳማ [...]
ኣብ ሆላንድ ዝካየድ ዋዕላ መንእሰያት ተቓውሞ ከይገጥሞ ዝሰግአ ህግደፍ፣ ንጹር ቦታን ሰዓታትን ካብ ምሕባር ይቑጠብ
Radio Erena: 11 April 2017 ካብ ሮቡዕ 13 ክሳብ 17 ሚያዝያ ኣብ ሆላንድ ዝካየድ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ዞባ ኤውሮጳ፣ ንሓያሎ ወገናት የከራኽር ከምዘሎ ካብታ ሃገር ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣመልኪቱ። እቲ ዋዕላ ክቋረጽ ብሓያ [...]
ኣብ ሶማል፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ንምቕታል ዝዓለም መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 11 April 2017 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ማእከል ወትሃደራዊ ስልጠና ብዝተፈጸመ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኣስታት 10 ሰባት ተቐቲሎም። ዕላማ እቲ ብሰኑይ 10 ሚያዝያ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፣ ሓለቓ ስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ነዳዲ ምልኣኽ ትጅምር
Radio Erena: 11 April 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ግብጺ ነዳዲ ክልትእኽ ከምዝጀመረት ሚኒስተር ነዳዲ ስዑዲ ካሊድ ኣል ፋሊሕ ኣረጋጊጹ። ኣብ ወርሒ መጋቢት፣ ካብ ስዑዲ ዝተበገሳ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ኣርባዕተ መራኽብ ኣብ ግብጺ ከ [...]
ግብጺ፣ ሆሳእና ዘብዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስትያን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕታት 43 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 10 April 2017 ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ታንታ፣ ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ብሰንበት 9 ሚያዝያ ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 27 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ 41 ከኣ ቆሲሎም። ድሕሪ ክልተ ሰዓታት [...]
ሱዳን፣ ዜጋታት ግብጺ ቪዛ ክሓቱ ዝእዝዝ ሓድሽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 10 April 2017 መንግስቲ ሱዳን ናብ ሃገሩ ዝኣትዉ ዜጋታት ግብጺ ቪዛ ክሓቱ ዝእዝዝ ሓድሽ መምርሒ ኣመሓላሊፉ። እዚ መንግስቲ ሱዳን ኣውጺእዎ ዘሎ ናብ ዜጋታት ግብጺ ዘተኮረ ሓድሽ ናይ ቪዛ መስርሕ፣ ንኹሎም እቶ [...]