Category: News
ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ተኸሲቱ ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ናብ ካርቱም ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 18 April 2017 ኣብ መንጎ ሱዳንን ግብጽን ተኸሲቱ ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ንምክያድ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ዝመርሖ ልኡኽ ናብ ካርቱም ከምርሕ ምዃኑ ተሓቢሩ። ሚኒስተር ሹክሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣሽሓት ዜጋታት ካብ ስዑዲ ንምምላስ ትውጥን
Radio Erena: 18 April 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ሚልዮናት ዜጋታት ወጻኢ ብግዴታ ቅድሚ ምስጓጓ፣ ብፍቓዶም ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ክወጹ ንዘቕረበቶ ጻውዒት፣ ዜጋታት ኢትዮጵያ ክጥቀምሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ተማሕጺኑ። [...]
ዙር ኤርትራ 2017 ጽባሕ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 17 April 2017 ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI) ተፈላጥነት ዘለዎ ዙር ኤርትራ 2017 ካብ ሰሉስ 18 ሚያዝያ ክካየድ'ዩ። እዚ ናይ 2.2 መዐቀኒ ዘለዎ ኣህጉራዊ ዙር ኤርትራ 2017፡ ኣብ ቀዳማይ መ [...]
ግብጺ፣ እገዳ ሱዳን ንኸይልዓል፣ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ደገፋ ክብል መንግስቲ ሱዳን ወቒሱ
Radio Erena: 17 April 2017 ግብጺ፣ እገዳ ሱዳን ንኸይልዓል ኣብ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣድሚጻ ክብል መንግስቲ ሱዳን ወቒሱ። ማዕከናት ዜና ዓረብ ብዘቕርብኦ ዘለዋ ሓበሬታ መስረት፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ናይ መወዳእታ መዕለቢኡ ንዘይበጽሐ ብይን ኮሚሽን ዶብ፣ መፍትሒ ክረኽባሉ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 April 2017 ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ናይ መወዳእታ መዕለቢኡ ንዘይበጽሐ ብይን ኮሚሽን ዶብ፣ መፍትሒ ክረኽባሉ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ። ሕብረት ኤውሮጳ ብምኽንያት 15 ዓመት'ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ብይን ኮ [...]
ኬንያ ካብ ስዑዲ ዓረብ ነዳዲ ንምሽማት ትዝቲ
Radio Erena: 16 April 2017 ኬንያ፣ ዘይተጻረየ ነዳዲ ብዝሓሰረ ዋጋ ካብ ስዑዲ ዓረብ ንምሽማት ትዝቲ ከምዘላ ጋዜጣ ካፒታል ኤፍኤም ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። እዚ ዝተሓበረ፣ ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ናብ ሃገር ዑደት ምስ [...]
የመን፣ ሓሙሽተ ወትሃደራት ሱዳን ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 April 2017 ኣብ የመን፣ ኣንጻር ሰራዊት ሑቲ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ሓሙሽተ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉን 22 ከኣ ከምዝቖሰሉን ሰራዊት ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ወትሃደራት ሱዳን፣ ብ11 ሚያዝያ ኣብ ጎቦታት ጃ [...]

ብመንግስቲ ኤርትራ ዝዳሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ፈሺሉ
Radio Erena: 16 April 2017 ብመንግስቲ ኤርትራ ዝዳሎ ኣህጉራዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ ናይ ሎሚ ዓመት መደቡ ከምዝፈሸለ ተፈሊጡ። እቲ ኣብ ነዘርላንድስ ከተማ ፈንድሆቨን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ፣ [...]

ፖሊስ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ንዝጸንሑ 21 ኤርትራውያን ናጻ ኣውጺኦም
Radio Erena: 16 April 2017 ፖሊስ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተጨውዮም ንዝጸንሑ 21 ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽኡ ኣገልግሎት ዜና ኣናዶሉ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ኣገልግሎት ዜና ኣብ ዘርግሖ ሓበሬታ፣ [...]

ስዑዲ ዓረብን ዓለማዊ ውድብ መግብን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ተጠቒዑ ንዘሎ ህዝቢ ዝውዕል ናይ መግቢ ረዲኤት ለጊሶም
Radio Erena: 16 April 2017 ስዑዲ ዓረብን ዓለማዊ ውድብ መግብን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ተጠቒዑ ንዘሎ ህዝቢ ዝውዕል ናይ መግቢ ረዲኤት ከምዝለገሱ ሺን ሁዋ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ። ኣብቲ ብዓርቢ ዕለት 14 ሚያዝያ ዝተኻየደ [...]