Category: News
ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ሒዛ
Radio Erena: 14 March 2017 ኣብ ግብጽን ጋቦንን፣ ኣብ ዝተኻየደ ዓበይቲ ቅድድማት ኣህጉርና ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ዝወርሐት ኤርትራ፡ ብማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (UCI)፡ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓድሽ ደረጃታት ቅድድም ብሽክለታ [...]
ሱዳን፣ ብደርቂ ንዝተሃስየ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን 10,000 ቶን ማሸላ ረዲኤት ሂባ
Radio Erena: 14 March 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ብደርቂ ንዝተሃስየ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ዝውዕል ልዕሊ 90 ሽሕ ኩንታል ወይ ድማ 10 ሽሕ ቶን ማሸላ ረዲኤት ከምዝለገሰ መግለጺ እቲ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩምራ ጎሓፍ 46 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 13 March 2017 ኣብ ኢትጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ፣ ንሓያሎ ዓመታት ክኹመር ዝጸንሐ ጎሓፍ ብምፍራሱ ህይወት 46 ሰባት ከምዘጠፍአ ኣገግልግሎት ዜና ፈረንሳ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። 37 ዝቆሰሉ'ውን ናብ ሆስፒታል ከምዝ [...]
ኤርትራ ንናጽነት ኮሶቮ ከምዘይትድግፍ ኣረጋጊጻ
Radio Erena: 13 March 2017 ኤርትራ፣ ንናጽነት ኮሶቮ ከምዘይትድግፍን ምርግጋጻ፣ ፕረዚደንት ሰርብያ ቶሚስላቭ ኒኮሊች ከምዝነኣደ ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ቅርበት ዘለወን ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ቤልግረድ ገሊጸን። እቲ ፕረ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ዝመጽእ ኣዋርሕ ዝዛዘም ወትሃደራዊ መዓስከር ቻይና ኣብ ጅቡቲ፣ ስግኣት ከምዘፈጠረላ ሓቢራ
Radio Erena: 13 March 2017 ቻይና ኣብ ጅቡቲ እተቑሞ ዘላ ወትሃደራዊ መዓስከር ንኣመሪካ ስግኣት ከምዝፈጠረላ ተሓቢሩ። ኣዛዚ እዚ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ቶማስ ዋልደሁሰር ፣ ብ9 መጋቢት ንባይቶ ኣመሪካ፣ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ልዕሊ 65 ሶማላውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም መሊሱ
Radio Erena: 13 March 2017 ምምሕዳር ትራም፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ሽዱሽተ ሃገራት ድማ ብፍላይ ዘሕለፎ ዝተኸለሰ ውሳኔ፣ ተግባራዊ ክኸውን ሒደት መዓልታት ተርፊዎ ኣብ ዘሎ ግዜ፣ ልዕሊ 65 ሶማላ [...]
ኣብ ዓሰብ፣ ከባቢ መደበር ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ሓለዋ ዝተመደቡ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ብእኩብ ተኣሲሮም
Radio Erena: 10 March 2017 ኣብ ዓሰብ፣ ኣብ ከባቢ መደበር ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ሓለዋ ዝተመደቡ ሓያሎ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ብእኩብ ከምዝተኣስሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብእኩብ ዝተ [...]
ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ተነጽሎ ወዲቑ ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ፣ ልኡኻቱ ናብ ሰርብያ ይሰድድ
Radio Erena: 10 March 2017 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዝተወከለ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሰርብያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ይፍጽም ከምዘሎ [...]
ንክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብ ዘዋስን ዓድታት ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ከምዝተኻየደ ተሓቢሩ
Radio Erena: 10 March 2017 ንክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብ ዘዋስን ዓድታት ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ከምዝተኻየደ፣ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮምያ ሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፣ ካብ ክልል ሶማል ዝተ [...]
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ልዕሊ 2700 ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 09 March 2017 ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2016፣ ልዕሊ 2700 ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ማእከላይ ባሕሪ ሰጊሮም ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ሓቢሩ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ [...]