Category: News
ጠቕላሊ ሓለቃ ስታፍ ሰራዊት ስጳኛ ኣብ ጅቡቲ በጺሑ
Radio Erena: 25 June 2017 ብጠቕላሊ ሓለቃ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፈርናንዶ ኣሌሃንድረ ማርቲነዝ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ስጳን ኣብ ጅቡቲ ከምዝበጽሐ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛ [...]
ኢትዮጵያ ንናይል ክትግድቦ ምጅማራ ግብጺ ናይ ማይ ስግኣት የንጸላልዋ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ግብጺ ገሊጹ
Radio Erena: 25 June 2017 ኢትዮጵያ ንወሓዚ ናይል ክትግድቦ ምጅማራ ናብ ግብጺ ዝውሕዝ ማይ ከምዝጎደለ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብሓሙስ 22 ሰነ ኣብ ኡጋንዳ ፣ ከተማ ኢ [...]
ኣብ ዞባ ገዳርፍ፣ መዓስከር ስደተኛታት ኡም ገርጉር፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብሕማም ሸሮኽ ሞይቶም
Radio Erena: 23 June 2017 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ገዳርፍ፣ ኡም ገርጉር ኣብ ዝተባህለ ናይ ቀደም መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ፣ ብሕማም ውጽኣት ኣርባዕተ ኤርትራውያን ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ጃዕፈር ኢብራሂም ወሳካ ዝተባህለ ኣ [...]

ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ሰጉጓ
Radio Erena: 23 June 2017 ኣብ መንጎ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ እናበኣሰ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፣ ንግስነት ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ሰጉጉ። ቀጠር ንኣምባሳደር የመን ትሰጉግ ዘላ፣ ኣብ ስደት፣ ኣብ ሪያድ ዝ [...]
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ቀዳማይ ወራሲ ዓራት ንዝነበረ ወዲ ሓዉ ብምእላይ ብወዱ ተኪእዎ
Radio Erena: 23 June 2017 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ፣ ቀዳማይ ወራሲ ዓራት ንዝነበረ ወዲ ሓዉ ብምእላይ፣ ብወዲ 31 ዓመት ወዱ መሓመድ ቢን ሳልማን ተኪእዎ። እቲ ንጉስ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ብጥዕና ተዳኺሙ [...]
ኮሚሽነር ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ብዝምልከት ምስ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 22 June 2017 ኮሚሽነር ሰላምን ጸጥታን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ስማዒል ሸርግዊ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ብዝምልከት ምስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቀዋሚ ወኪል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዘራሪቡ። [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ወሽመጥ ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚሪሑ
Radio Erena: 22 June 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ንምዝታይ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣሚርሑ። እቲ ፕረዚደንት ብ20 ሰነ ናብ ጀዳ ድሕሪ ምእታው ምስ ንጉስ ሳልማን ብም [...]
ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ጎዲሉ
Radio Erena: 21 June 2017 ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ናብ ኤውሮጳ ናይ ዝውሕዙ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝሒ ኣዝዩ ከምዝጎደለ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ብምጥቃስ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣፍሊጡ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኤርትራን ጅቡትን ጉዳየን ብሰለማዊ መንገዲ ክፈትሓ ጸዊዑ
Radio Erena: 21 June 2017 ተዓዛዊ ሰራዊት ቀጠር ድሕሪ ምውጽኡ፣ ንኤርትራን ጅቡትን ዘሰሓሕበን ዘሎ ናይ ዶብ ጉዳይ ብሰለማዊ መንገዲ ክፈትሐኦ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። እቲ ባይቶ ብዛዕባ'ቲ ጅቡቲ ዘቕረበቶ፣ ሰራ [...]

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ብረዚን ክብሪ ይዝክራ ኣሎ
Radio Erena: 20 June 2017 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ን20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፣ ብረዚን ክብሪ ይዝክራ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውትያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ [...]