Category: News
ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 12 September 2017 ግብጽን ሩስያን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከካይዳ ምዃነን ብመንግስቲ ግብጺ እትሕተም ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ገሊጻ። እቲ ልምምድ፣ ኣብ ፓራ ኮማንዶ ዘድሃበ ኮይኑ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ'ዩ፣ ኣብ ሩስ [...]
ከሚካል ሊሚትድ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘ ሄግ ክሲ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 12 September 2017 እስራኤል ከሚካል ሊሚትድ ዝተባህለ ኩባንያ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኔዘርላንድስ ከተማ ዘ ሄግ ኣብ ዝርከብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከምዝኸሰሶ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደ ካብ ዓበይቲ ኩባንያታት እስ [...]

ዕርቂ ተፈጺሙ ብምባል ጉዳይ ኣቡነ እንጠንዮስ ከምዝተፈትሐ ከጋውሕ ዝወርሐ ህግደፍ፣ ብምኽንያት ቅዱስ ዮሃንስ፣ ቃለ ቡራኬ ከይህቡ ከልኪሉ
Radio Erena: 11 September 2017 ዕርቂ ተፈጺሙ ብምባል ንጉዳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ዎ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ክዓብጦ ዝፈተነ ህግደፍ፣ ብምኽንያት ቅዱስ ዮሃንስ፣ ቃለ ቡራኬ ከይህቡ [...]
ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሰቶም ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ይእሰሩ ምህላዎም ተገሊጹ
Radio Erena: 11 September 2017 መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመልሶም ዘሎ ኤርትራውያን፣ ኣብ ከባቢ ፎርቶ ሳዋ ይእሰሩ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣቃሊዖም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ እቶም ካብ መ [...]
መንግስቲ ሱዳን፣ 15 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ
Radio Erena: 10 September 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ዶብ ጥሒሶም ክኣትዉ ተታሒዞም ዝበሎም 15 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቶም ብሓለዋ ዶብ ሱዳን ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ኣብ [...]
ሰለስተ ላዕለዎት ተጸዋዕቲ ው.ሕ.ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ደርቂ ንምምካት ሓገዝ ተማሕጺኖም
Radio Erena: 10 September 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ኣስፋሕፊሑ ዘሎ ዋሕዲ መግቢ ንምምካት፣ ማሕበረሰብ ዓለም ወፈያኡ ከዕዝዝ ሰለስተ ላዕለዎት ተጸዋዕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኖም። ሺንሁዋ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘመ [...]
ደብዳብ ኣመሪካ ኣብ ሶማል ይቕጽል
Radio Erena: 10 September 2017 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሓደ ካብ ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝተቐትለ ኣፍሊጣ። ወሃብ ቃል ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ለተናል ኮማንደር [...]
ሱዳን፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ምርካብ ትቕጽሎ ምህላዋ፣ UNHCR ከምዘተሓሳሰቦ ይገልጽ
Radio Erena: 08 September 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ምርካብ ይቕጽሎ ብምህላዉ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ካብታ ሃገር ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። ወኪ [...]
መንግስቲ ሶማል፣ ንሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ከም ሽበራዊ ጉጅለ ከምዝርእዮ ኣነጺሩ
Radio Erena: 08 September 2017 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ነቲ ካብ መጀመርያ 1980ታት ኣትሒዙ፣ ንዞባ ኦጋዴን ካብ ኢትዮጵያ ንምንጻል ብረት ዝዓጠቐ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን (ሃግሓኦ) ከም ሽበራዊ ጉጅለ ከምዝር [...]
በርማ፣ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ምስልምና ዝኾኑ ዓሌት ሮሂንጅያ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ይፍጸም ከምዘሎ ይቃላዕ
Radio Erena: 08 September 2017 ኣብ በርማ፣ ብሮሂንጅያ ኣብ ልዕሊ ዝፍለጡ ኣመንቲ ምስልምና ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ይፍጸም ምህላዉ ይቃላዕ ኣሎ። እዚ ንልዕሊ 120 ሽሕ ኣመንቲ ምስልምና ናብ ጎረቤት ሃገር ባንግላድሽ ከምዝ [...]