Category: News

1 658 659 660 661 662 914 6600 / 9133
ዕጡቓት ተቓወምቲ ኮርዶፋን፣ 109 ምሩዃት ኵናት መንግስቲ ሱዳን ናጻ ለቒቖም

ዕጡቓት ተቓወምቲ ኮርዶፋን፣ 109 ምሩዃት ኵናት መንግስቲ ሱዳን ናጻ ለቒቖም

Radio Erena: 07 March 2017 ዕጡቓት ተቓወምቲ ሰሜን ሱዳን፣ 109 ምሩኻት ኵናት ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ብሰንበት 5 መጋቢት ናጻ ከምዝለቐቑ ተሓቢሩ። ነዚ ዘረጋገጸ ኣፈኛ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ብርጋደር ኣሕመድ ኸሊፋ ኣል [...]
መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ይጉስጉስ፣  ህድማ ኣባላት ሰራዊት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ይንህር

መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ ይጉስጉስ፣ ህድማ ኣባላት ሰራዊት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ይንህር

Radio Erena: 06 March 2017 መንግስቲ ኤርትራ ወሰኽ ደሞዝ ሰራዊት በብደረጅኡ ይትግበር ከምዘሎን መነባብሮ ኣባላት ሰራዊት ክመሓየሽ ምዃኑን ኣብ ዝጉስጉሰሉ ዘሎ እዋን፣ መዓልታዊ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናይ ዝሃድሙ ዘለዉ ኣ [...]
ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

Radio Erena: 06 March 2017 ኢትዮጵያን ኡጋንዳን፣ ብመንገዲ ኢጋድ ጸጥታ ደቡብ ሱዳን ንምርግጋእ ብሓባር ክሰርሓ ከምዝተሰማምዓ ጋዜጣ ኒው ቪዥን ናይ ኡጋንዳ ገሊጻ። እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ ኡጋንዳ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስ [...]
ሶማልያ፣ ኣብ ክልተ መዓልታት 110 ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ሞይቶም

ሶማልያ፣ ኣብ ክልተ መዓልታት 110 ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ሞይቶም

Radio Erena: 06 March 2017 ኣብ ሶማልያ ተኸስቲቱ ብዘሎ ደርቂ ኣብዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልታት ብውሕዱ 110 ሰባት ከምዝሞቱ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሓሰን ዓሊ ኻይረ ኣፍሊጡ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብቀዳም 4 ለካቲት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ንዘላ ዲጋ ንምጥቃዕ ዝተወጠነ ስርሒት ኣፍሺለ ትብል

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ንዘላ ዲጋ ንምጥቃዕ ዝተወጠነ ስርሒት ኣፍሺለ ትብል

Radio Erena: 03 March 2017 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ከባቢ ናይል እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ዝተወጠነ መጥቃዕቲ ከምዘፍሸለት ምክትል ኣፈኛ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ጻድቕ ሓጎስ ዝተባህለ ምክትል ኣፈኛ መንግስቲ፣ ብ1 [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር መዚዙ

ፕረዚደንት ሱዳን ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር መዚዙ

Radio Erena: 03 March 2017 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ምክትሉ ንዝነበረ ባክሪ ሓሰን ሳልሕ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ክኸውን ከምዝመዘዞ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት ኣብ 1989 ብወ [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣማኢት ወትሃደራት የመን ኣሰልጢና

ስዑዲ ዓረብ ኣማኢት ወትሃደራት የመን ኣሰልጢና

Radio Erena: 03 March 2017 ስዑዲ ዓረብ ከተሰልጥኖም ዝጸንሐት ኣማኢት የመናውያን ወትሃደራት ኣመሪቓ። እቶም ብሮቡዕ 1 መጋቢት ኣብ ከተማ ዓደን ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተኻየደሎም፣ ወትሃደራት፣ ምስ ሰራዊት መንግስቲ የመን ተ [...]
ኤርትራ ንወፍሪ ዕድና ካብ ዝስሕባ ቀዳሞት 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይና ምህላዋ መጽናዕታት ይገልጹ

ኤርትራ ንወፍሪ ዕድና ካብ ዝስሕባ ቀዳሞት 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይና ምህላዋ መጽናዕታት ይገልጹ

Radio Erena: 02 March 2017 ኤርትራ ንወፍሪ ዕድና ካብ ዝስሕባ ቀዳሞት 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይና ከምዘላ ኣብ ዕደናን ወፍርን ዘተኮረ ዝተፈላለየ መጽናዕታት ይሕብር። ኣብ ኤርትራ ኣብዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 16 ናይ ወጻኢ ኩባን [...]
ንሓንቲ ሽወደናዊት ኣደ ምስ ወዳ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ዝተፈርዶ ናይ ሕልፈት ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራ ክቕጽሎ ይሓትት

ንሓንቲ ሽወደናዊት ኣደ ምስ ወዳ ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ዝተፈርዶ ናይ ሕልፈት ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራ ክቕጽሎ ይሓትት

Radio Erena: 02 March 2017 ኣብ ሽወደን፣ ኣቝሑ ገዛ ኣብ ዝሽየጠሉ ትካል 'ኢኪኣ' ንሓንቲ ሽወደናዊት ኣደ ምስ ወዳ ዝቐተለ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ዝተፈርዶ ናይ ሕልፈት ማእሰርቲ ኣብ ኤርትራ ክቕጽሎ ይሓትት ምህላዉ ጠብቕ [...]
ሱዳን፣ ብክሲ ስለያ ን20 ዓመታት ክእሰር ዝፈረደቶ ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ምሕረት ጌራትሉ

ሱዳን፣ ብክሲ ስለያ ን20 ዓመታት ክእሰር ዝፈረደቶ ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ምሕረት ጌራትሉ

Radio Erena: 02 March 2017 ሱዳን ብክሲ ስለያ ኣሲራቶ ዝጸንሐት ዜጋ ቸክ ሪፖብሊክ ናጻ ከምዝፈወነቶ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቸክ ሪፖብሊክ ኣፍሊጡ። እቲ ፐትር ጃሰክ ዝተባህለ ወጻእተኛ፣ ናብ ሱዳን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምእ [...]
1 658 659 660 661 662 914 6600 / 9133