Category: News
ኣብ ሱዳን ምጽናት ዓሌት ይካየድ ከምዘሎ ጸብጻብ ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊጹ
RADIO ERENA – Wednesday, 15 May 2024
ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ከተማ ኤል ጀነና ንሓደ ዓመት ኣብ ዝቐጸለ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ምጽናት ዓሌት ተፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ብሂዩማን ራይትስ ዎች (HRW) ዝተዘርግሐ [...]
ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ዘራኽብ መንገዲ ባቡር ምሕደርኡ ናብ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ተሰጋጊሩ
RADIO ERENA – Wednesday, 15 May 2024
ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ፣ ምሕደርኡ ናብ መንግስታት ኢትዮጵያን ጅቡቲን ተሰጋጊሩ።
ኮርፖሬሽን ህንጻ መንገዲ ባቡር [...]
ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻይዱ
RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024
ኣብ ጂቡቲ፣ ኣህጉራዊ ወፍሪ ንምዕባይ ዝዓለመ ዋዕላ ካብ 12 ክሳብ 14 ግንቦት ተኻይዱ።
እቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተዓደሙ ኣውፈርቲ፣ ነጋዲ፣ ፖለቲከኛታት፣ ክኢላታት ስ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዳግመ ምውዳበ የካይዱ ምህላዎም ተሓቢሩ
RADIO ERENA – Tuesday, 14 May 2024
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ዳግመ ውዳበ የካይዱ ምህላዉ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ማእከል ጋዜጠኛታት ኣፍሪቃ፣ ብ13 ግንቦት ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰ [...]
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ኣልጀርያ ትሳተፍ ኣላ
RADIO ERENA - Monday, 13 May 2024
ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ካብ 12 ክሳብ 21 ግንቦት፣ ኣብ ኣልጀርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብዚ ንመበል 24 እዋኑ ዝኻየድ [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ናይ ኲናት መራኽባ ዳግም ኣዋፊራ
RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024
ኣመሪካ፡ USS Dwight D. Eisenhower (CVN-69) ዝተባህለት ዓባይ ናይ ኲናት መርከብ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዳግም ከምዘዋፈረታ ሓቢራ።
እታ ነፈርቲ ውግእን ሄሊኮፕተራ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተገሊጹ
RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልላት ኣምሓራን ቤኒሻንጉል-ጉሙዝን ተዓቚቦም ዝርከቡ ሱዳናውያን ስደተኛታታ፡ ብሰንኪ ስግኣት ጸጥታ ይበታተኑ ምህላዎም ተሓቢሩ።
ሱዳን ትሪቡን ንነበርቲ ናይቲ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ኮረና ደው ዝበላ ሚኒባሳት ናይ ብሕቲ፣ መብዛሕተን ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ክንቐሳቐሳ ኣይከኣላን
RADIO ERENA – Friday, 10 May 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኣብ ዝተኣወጀ ምውሻብ፣ ደው ዝበላ ናይ ብሕቲ ሚኒባሳት ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ክንቀሳቐሳ ከምዘይክኣላ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኣዝ [...]
ባንክ ዓለም ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓመታዊ ዝህቦ ልቃሕ ናብ 120 ቢልዮብ ዶላር ከዕብዮ ተሓቲቱ
RADIO ERENA – Thursday, 09 May 2024
ባንክ ዓለም፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ፣ ዓመታዊ ዝህቦ ልቃሕ ናብ 120 ቢልዮን ዶላር ከዕብዮ ተሓቲቱ።
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዝተጋብአ ዋዕላ መራሕቲ ሃገ [...]