Category: News

ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ
መንግስቲ ዩክሬይን፣ "ብዘይሕጋዊመንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝሓሰበ'ዩ" ዝበሎ፣ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘ ንኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን።
እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣኽሃብር ሕጊ እታ ሃገር ዩሪ ሉሰንኮ፣ ላዕ [...]

ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል
ቻይና፣ ኣብ ኬንያ ብኣስታት 2 ቢልዮን ዶላር፣ ሓዳስ ከተማ ንምህናጽ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
እዛ ካብ ከተማ ናይሮቢ ብዙሕ ዘይትርሕ ከተማ ብምወላ፣ ሓገዝን ልቃሕን መንግስቲ ቻይና ከምእትነጽ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣመልኪተን። [...]

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትካላዊ ኣቃውማ መንግስቲ ምስ ዘይብሉን ብህዝቢ ምስ ዘይተመርጸን ንህዝቢ ምስ ዘይወከለን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጥራይ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዓት፣ ንመጻኢ ውሕስነት ከምይህልዎ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ገሊጹ።
[...]

ኣልጀርያ፣ “ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ክመርሕ ኣይበቅዕን” ንዝብል ህዝባዊ ጻውዒት፣ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይጽንበርዎ
ኣብ ኣልጀርያ፣ ፕረዚንት ቡተፍሊቓ፣ ሃገር ንምምራሕ ዝበቕዕ ኩነታት የብሉን ዝብል ጻውዒት ህዝቢ፣ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ደገፍ ከምዝረኸበ ይግለጽ ኣሎ።
ነዚ ናይ ህዝቢ ጻውዒት ብምኽባር፣ ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ንምምራሕ ኣ [...]

እስራኤል፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ዝወሃብ “ሪታሊን”መዐገሲ መድሃኒ፣ ሓደገኛ ሳዕቤን ከምዘለዎ ይግለጽ
Radio Erena: 27 March 2019 ኣብ እስራኤል፣ ብባህርያቶም ጠባያቶምን ውዕይ ንዝበሉ ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ብመማህራኖም ዝእዘዘሎም ዘሎ "ሪታሊን" ዝተባህለ መድሃኒት፣ ሓደገኛ ሳዕቤት ከምዘለዎ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ብቤት ት [...]

መራሕቲ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድንኦም ክዘራረቡ’ዮም
Radio Erena: 27 March 2019 ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድና ዘተኮረ ዘተ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። ሮቡዕ 27 መጋቢት ናብ ኬንያ ክኣቱ ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ፕረዚድነት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዶብ [...]

ቱኒዝያ፣ ብዘይኣላዪ ዝተሰዱ ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ቆልዑ ግዳያት ጭንቀት ይኾኑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ ቱኒዝያ፣ መዓስከር መደኒን ዝርከቡ፣ ብዘይኣልዩ ዝተሰዱ 10ታት ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ግዳያት ጭንቀትን ተስፋ ምቑራጽን ይኾኑ ከምዘለዉ፣ ተሓቢሩ። ኣልጀዚራ፣ ንሓያሎ ካብቶም ኣብቲ መዓስከር ዝ [...]

ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን
Radio Erena: 26 March 2019 ግብጽን ፈረንሳን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ ምዃነን ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብዝሑ ዘይተሓበረ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ምስ መራኽቡ፣ ፈረንሳ ናብ እትቆጻጸሮ ክሊ ማ [...]

የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ የመን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ብሕማም ውጽኣት ከምዝተጠቕዑ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዛጊት ልዕሊ 190 ሰባት፣ ብሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም ከም [...]

ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ዝነብሩ ሰባት ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት፣ ብ83 % ጎዲሉ
Radio Erena: 25 March 2019 ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ሰባት፣ ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት ብ83% ከምዝጎደለ ሕቡራት ሃገራ ኣፍሊጡ። ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ኤችኣይቪ ኤይድስ፣ ብምኽንያት ኣህ [...]