Category: News

ግብጺ፣ ስርሓት ጀርመን ዝኾና፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብ ትውንን
Radio Erena: 06 May 2019
መንግስቲ ግብጺ ምስ መንግስቲ ጀርመን ድሕሪ ዝኸተሞ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ሰለስተ ናይ ትሕተ-ባሕሪ መራኽብን ከምዝወነነ ተገሊጹ።
እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣብ ጀርመን ተሰሪሓ፣ ናይ ምፍናው [...]

ኢትዮጵያ፣ ግጭት ብሄራት ብረት ብዝዓጠቑ ጉጅለታት ይቕጽል
Radio Erena: 05 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ዝተወለዐ ግጭት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ብፍላይ ኣብዚ ሓድሽ ተወሊዑ ዘሎ ግጭት፣ [...]

ሱዳን፣ ኣብያ ህዝቢ ሱዳን ኣብ ሮሞዳን ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 05 May 2019
ተቓውሞ ህዝቢ ሱዳን፣ ኣብ እዋን ጾመ ሮሞዳን እውን እንተኾነ ክቕጽል ሙዃኑ ተገሊጹ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነቲ ተቓውሞ ዝመርሕ ዘሎ ማሕበር ሞያውያን፣ ብዓርቢ 3 ግንቦት ኣብ ዘው [...]

ኤርትራ፣ ህዝቢ ንመጸምበሊ 24 ግንቦት ገንዘብ ከዋጽእ ይግደድ
Radio Erena: 05 May 2019
ኣብ ከተማ ኣስመራ ን24 ግንቦት መጸምበሊን ምሕዳስ ጽርጊያታትን ብዝብል ምኽንያት ወግዓዊ ዘይኮነ ምእካብ ገንዘብ ከምዝተጀመረ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ብፍላይ ኣብ ከባቢታት ቲራቮሎ፣ [...]

ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice ) ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ
Radio Erena: 03 May 2019
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ቆላሕታ ክረኽቡ ዝጽውዕ፣ ጉዕዞ ንፍትሒ (Ride for Justice )ዝተሰምየ ዙር ብሽክለታ ይካየድ ኣሎ።
ኣብዚ ካብ ሮቡዕ 1 ክሳብ ሰ [...]

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ይዝከር
Radio Erena: 03 May 2019
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ዓርቢ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ።
ኣብዛ ዕለት፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቀዳሞት ጸላእቲ ፕረስ ምዃኑ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ዝወ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 03 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ካባቢታት ንዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ምፍንቓል ሰለማውያን ሰባትን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰልፊ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ።
እቲ [...]

የመን፣ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕማም ውጽኣት ሞይቶም
Radio Erena: 03 May 2019
ኣብ የመን፣ ኣብ መዓስከር ላሕጅ ተዓቝቦም ዝጸንሑ፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሕማም ውጽኣት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ገሊጹ።
እቲ ትካል ብሓሙ [...]

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቻይና ምብጻሕ ከካይድ’ዩ
Radio Erena: 02 May 2019
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ቻይና ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ።
ልኡኽ ኤርትራ፣ ካብ 5 ክሳብ 10 ግንቦት [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ፣ ብናይ ብሄር ግጭት 17 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 May 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ብሄር ግጭታት ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን።
በቲ ግጭት ሓያሎ ሰባት ክ [...]